ኩሉ ሰብ ከመዓራርይ ዝኽእልናጻ ናይ ትሕዝቶ ኢንሳይክሎፐድያ።
ኣብዚ ሕጂ እዋን 296 ጽሑፋት ብትግርኛ ኣለዉ።
ዊኪፐድያ ብትግርኛ ብ29 ለካቲት 2004 ጀሚሩ።
ጉግል ው.ሓ.ኩ (ውሱን ሓላፍነት ኩባንያ) (ብእንግሊዝኛ፦ Google LLC)፣ ናይ ኣመሪካዊ ኣልፋበት ቀንዲ መለስተኛ (subsidiary) ኩባንያ እዩ፣ ፍሉይ ክእለቱ ድማ ምስ ኢንተርነት፣ ሶፍትዌር፣ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታትን ካልኦት ቴክኖሎጂታትን ዝተኣሳሰሩ ፍርያትን ኣገልግሎታትን እዮም። ቀንዲ ፍርያት ጉግል ተመሳሳሊ ስም ዘሎ ናይ ኢንተርነት ትሕዝቶ ምድላይ ሞተር እዩ፣ ዋላ እኳ ካልኦት ፍርያትን ኣገልግሎታትን ከምቲ ናይ ጉግል ድራይቭ (Google Drive) ቤት ጽሕፈት ተርታ ኣቕሑ፣ እቲ ጂመይል (Gmail) ዝበሃል ኢመይል፣ ናይ ጉግል ካርታታት (Google Maps)፣ ጉግል ስትሪት ቪውን (Google Street View) ጉግል ኤርዝን (Google Earth) ናይ ካርታ ኣገልግሎታቱ፣ እቲ ናይ ዩትዩብ (YouTube) ቪድዮታት መርበብ ሓበሬታን ካልኦት ናይ መርበብ ሓበሬታ ኣገልግሎታትን ከም ጉግል መጻሕፍቲ (Google Books)፣ ጉግል ዜናን (Google News) ተርጓሚ ጉግልን (Google Translate) የቕርብ እንተኾነ።
ዊኪፐድያ ሓደ ካብቶም ፕሮጀክታት ዊኪሜድያ እዩ፣ ብመሰረት ዊኪሜድያ (Wiki Foundation) ዝመሓደር።
ዊኪሜድያ ኮመንዝ ምስልታትን ሕብረ-ሜድያውን | ዊኪ-መዝገበ-ቃላት ናጻ መዝገበ-ቃላት | |||
ዊኪዳታ ናጻ መዋፈሪ ሓበሬታ | ዊኪመጻሕፍቲ መምሃሪ መጻሕፍትን መምርሒታትን | |||
ዊኪዜና ናጻ ዜና | ዊኪኰውት ጥርናፈ ጥቕስታት | |||
ዊኪሶርስ ናጻ ቤተ-መጻሕፍቲ | ዊኪጅር መዝገብ ጅር | |||
ዊኪቨርሲቲ መምሃሪ ሃብቲ | ዊኪጉዕዞታት ሓባሪ ጉዕዞ | |||
ሜታ-ዊኪ – ምውህሃድ ፕሮጀክታት |
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article መበገሲ ገጽ, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.