ሳሞአ

ሳሞአ, ናይ ርፑብሊክ ኣብ ፖሊነይስ ኢያ። ኣብ ኦስያን ድማ ትርከብ። ደሴት ጥራይ ስለ ዝኾነት ድማ፣ ብማይ ጥራይ ተብኢባ ትርከብ። ኣብ ሳሞአ ልዕሊ 200.000 ሰባት ይቅመጥዋ። ኣብ ሳሞአ ቋንቋ ሳሞአኛ ይዛረቡ። ርእሲ ከተማ ናይ ሳሞአ ኣፕያ ትብሃል። ታላ ዝብሃል ባጤራ ድማ ይጥቀሙ። 99,7% ካብ ቶም ሰባት ድማ ክርስትና ሃይማኖት ኣለዎም።

ሃገረ ሳሞአ

Malo Sa'oloto Tuto'atasi

Samoa

ሳሞአ ሳሞአ
(ባንዴራ) (ኣርማ)
ሳሞአ
ኣገደስቲ ሓቤሬታት
ቋንቋ ሃገር ሳሞአኛእንግሊዝኛ
ርእሲ ከተማ ኣፕያ
ሃይማኖት 99.7% ክርስትና
ጽፍሓት 2.842[2]
ተቀመጥቲ 200.108 (2017)
ኮዳት
ባጤራ ታላ
ሃገራዊ ፌስታ 1 ሰነ
Web | Code | Tel. .ws | WSM | 685
ብዛዕባ
ሳሞአ 1962

ሳሞአ ኣብ 1962 ካብ ኒው ዘይላንድ ነጻ ኮይና። ኣብዚ ግዜ ግን ሳሞአ ጠቅላላ ናጻ ኢያ።

ታሪኽ

ሳሞአ ኣብ 1962 ካብ ኒው ዘይላንድ ነጻ ኮይና። ኣብዚ ግዜ ግን ሳሞአ ጠቅላላ ናጻ ኢያ።

ዴሞግራፊ

ሳሞአ 
ስድራ ሳሞአ

ኣብዛ ሰእሊ ብቁሩብ ናይ ሳሞአ ሰባት ምስሊ ትርኢ።

ሃይማኖት

ኣብ ሳሞአ ኣስታት 98% ናይ ቶም ህዝቢ ክርስትና ሃይማኖ ትኣለዎም።

ጂዮግራፊ

ሳሞአ 
ካርታ ሳሞአ
ሳሞአ 
ትርኢት ኣብ ኡፖሉ.

ስፖርት

ፍሉጥ ሃገራዊ ስፖርት ናይ ሳሞአ ሩግብይ ኢዩ። ሳሞአ ዋላ'ኳ ንኡሽቶይ ሃር ከላ፣ ሩግብይ ግን ብዝለዓለ ነጥብታት ኢያ ትጽወት። እታ ሃገር ኩሉ ግዜ ኣብ ቶፕ 20 ካብተን ዓለምወረት ናይ ሩግብይ ፍልጥቲ ኢያ። ከምኡ ውን ኣብ ናይ ዓለም ቻምፕዮን ስዒራ ትርከብ።

Tags:

ሳሞአ ታሪኽሳሞአ ዴሞግራፊሳሞአ ሃይማኖትሳሞአ ጂዮግራፊሳሞአ ስፖርትሳሞአሃይማኖትሳሞአኛታላኣፕያክርስትና

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ርእሰ ከተማፓኪስታንመቐለሞንጎልያፍልስጤምጉሕጓሕቻይናካሮቲኲናት ናጽነት ኤርትራትግርኛ ፊደልቦሊቭያኣመሪካኣርጀንቲናእንግሊዝኛትምህርቲ ትግርኛ ብርሑቕማሜሎዲ ሳንዳውንስ ኤፍ.ሲስጳኛዲሞክራሲጥዕና ሳይንስኣውስትራሊያሃገራዊ መዝሙርዞባ ደቡብስሳፕረዚደንትሰለስተተርጓሚ ጉግልትግርኛጉግል ስትሪት ቪውጉግል መጻሕፍቲልቢኤርትራ ኤርትራ ኤርትራሊግ 1ኢንተርነትጂመይልኢትዮጵያሶፍትዌር ምህንድስናባንግላደሽዊኪፐድያ ብትግርኛዶክተርለበዳ ኮቪድ-19🡆 More