ሳሞአኛ

| ስም ቋንቋ ፡ ሳሞአኛ ( gagana samoa )

| ዝዛረቡሉ ሃገር ፡ ሳሞአ፣ ኣመሪካ-ሳሞአ

| ብዝሒ ተዛብቲ ፡ 370.000 ሽሕ ሰባት

| ፊደል ፡ እንግሊዝኛ ፊደል


አቲ ሳሞአኛ (Gagana Samoa) ናይ ኣውስትሮ ቋንቋ ብልምዲ ድማ ቋንቋ ናይ ሳሞአን ኣመሪካ-ሳሞአን (ጥቃ እንግልዘኛ) ቋንቋ እዩ. ኣብ ኣውስትራልያ ውን ተዛብቲ ቋንቋ ሳሞአኛ ኣለዉ, ኒው ዘይላንድ፣ ቶንጋን ዩናይትድ ስተትስ. ኣብ ምሉእ ዓለም ድማ ልዕሊ 370.000 ሰባት ቋንቋ ሳሞእኛ ይዛረቡ.

ሳሞአኛ ብ እንግሊዝኛ ፊደል ይጽሓፍ። ኣስታት 15 ፊደላት ድማ ኣለዎ.

Tags:

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ፈረንሳካልኦት ሓበሬታታትፍልስጤምዩክረይንሊብያኢንዶኔስያምጽዋዕኣፍሪቃቋንቋ ስጳንኛጃፓንሳንድቪከንቋንቋ ትግርኛኮርትኒ ቼትዊንድዶክተርኮሎምብያታይዋንጀርመንፊልምዓዲ ቀይሕኒው ዘይላንድአልጀሪያጽፍሓት መሬትዩትዩብዓለምለኻዊ ስርዓት ኣሃዱታት መለክዒኣግኣዝያንስነ ጥበብኡራጓይመራኸቢኤርትራስፖርትጉግል ዜናሩስያጉግል ኤርዝጆርጂያጉግል መጻሕፍቲኣዲስ ኣበባ ስታድየምባንዴራ ኮሎምብያኔዘርላንድካርማርግኦቋንቋ ኣምሓርኛሪሆ ቴ ተኔሂሮ🡆 More