ዓዲ ቀይሕ

ዓዲ ቀይሕ
ኦርቶዶክሳዊ ቤት፣ክርስትያን ቅዱስ ጊዮርግስ ኣብ ዓዲ ቀይሕ
   ዓዲ ቐይሕ   ከተማ ዞቧ ደቡብ     ዓዲ ቐይሕ  ናይ ንግዲ ከተማ ኮይና ኣብ ኤርትራ, ፻፲ ኪሎሜተር ካብ ኣስመራ ሪሒቓ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኤርትራ ትርከብ ከተማ እያ። ኣብ ናይ ፳፭፻ ሜትሮ ጽፍሒ ባሕሪ ተደኲና ትርከብ ምጭውቲ ከተማ ዓዲ ቐይሕ ከባቢ 40,000 ህዝቢ ዝቕመጥዋ ከተማ'ያ። ከም በዓል ቛሓይቶ ከምኡ ውን ተዀንዳዕ ዝ ኣመሰላ ታሪኻውያን ናይ ጥንቲ ከተማታት ጥቓ ከተማ ዓድቐይሕ እየን ዝርከባ። ቤት ትምህርቲ ኮለጅ ጥበብን ማሕበራዊ ስነፍልጠት, $17 ሚልዮን ዝውድአ መስርሒኡ ኰይኑ ኣብ ከተማ ዓድ ቐይሕ ይርከብ።  
ከተማ       ዓዲ ቐይሕ 
ዞባ          ደቡብ 
ብዝሒህዝቢ     40,000 
ሃገረ         ኤርትራ   ቛንቛ        ትግርኛን፣ሳሆን   ብዝሒ ህዝቢ   40,000 

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ንግዲካራካስሶፍትዌርፊዚክስሩስያስዊዘርላንድሊለ ዶወንሡሃይማኖትሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ኣሜሪካኤኳዶርመጽሓፍ ቅዱስፖሊሽኖርወይሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ሕብረት ሶቭየት።ኣፍጋኒስታንሓሙሽተ ሚእቲሳሞአጊንዳዕካሮቲቡርኪና ፋሶጉግል ዜናስዑዲ ዓረብምህንድስናባምቡላሞሪታኒያዘይምርዕዉ ኩነታትኣምስተርዳምተርጓሚ ጉግልዲሞክራሲኢጣልያሸውዓተታይዋንሶማልያቋንቋ ስጳንኛሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃኣጻብዕጉግል ስትሪት ቪውናሚቢያዶክተርዛምቢያአልጀሪያኤስያኣቶማትኣንጎላሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያዞባ ደቡብ🡆 More