ስዊዘርላንድ: ኣብ ምዕራብ ኤውሮጳ እትርከብ ሃገር

ስዊዘርላንድ (ብጀርመንኛ፦ Schweiz፣ ብፈረንሳይኛ፦ Suisse፣ ብጥልያን፦ Svizzera፣ ብሮማንሽ፦ Svizra)፣ ብወግዒ ኮንፈደረሽን ስዊዘርላንድ (ብጀርመንኛ፦ Schweizerische Eidgenossenschaft፣ ብጥልያን፦ Confederazione Svizzera፣ ብፈረንሳይኛን፦ Confédération suisse፣ ብ ሮማንሽን፦ Confederaziun svizra)፣ ኣብ ማእከላይ ኤውሮጳ እትርከብ ብባሕሪ ዝተዓጽወት ሃገር እያ።

ኮንፈደረሽን ስዊዘርላንድ
  ()
  ()
  ()
  ()

ስዊዘርላንድ: ኣብ ምዕራብ ኤውሮጳ እትርከብ ሃገር
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስዊዘርላንድ: ኣብ ምዕራብ ኤውሮጳ እትርከብ ሃገር
ኣርማ

ሃገራዊ ጭርሖUnus pro omnibus, omnes pro uno
(ብላቲን፦ «ሓደ ንኩሎም፣ ኩሎም ንሓደ»)
ሃገራዊ መዝሙርSchweizerpsalm
Salmo Svizzero
Cantique suisse
Psalm svizzer

ስዊዘርላንድ: ኣብ ምዕራብ ኤውሮጳ እትርከብ ሃገር

ርእሰ ከተማ በርን (ብተግባር)
46°56′53″ሰ 7°26′51″ምብ / 46.94798, 7.44743 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋታት ጀርመንኛ፣ ፈረንሳይኛ፣ ጥልያንን ሮማንሽን
ዜግነት ህዝቢ ስዊዘርላንዳዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፓርላማዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ፈደራላዊ ቤት ምኽሪ ጋይ ፓርመሊን
ሓጋጊ ኣካል Federal Assembly of Switzerland ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 41,285 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 4.34
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2019) 8,570,146 ተቐመጥቲ
ባጤራ ፍራንክ (Fr.፣ CHF)
ዞባ ግዜ ግ.ማ.ኤ. (UTC +1)
 • ኣብ ክረምቲ ግ.ክ.ማ.ኤ. (UTC +2)
ኮድ ኣይሶ 756 / CHE / CH
ዓውዲ ኢንተርነት .ch
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +41
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ SUI ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

Tags:

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ቋንቋ ኣደ ፪፬፬፮ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ህንዲግሪክቤኒንሱዳንኣንበሳናይጀርዞባ ጋሽ ባርካርሑስ ቀውዒ! ርሑስ ምጅማር ትምህርቲ!ስነ ጥበብመበገሲ ገጽጀርመንኛ ፊደልናይ ኣውስትራሊያ ቀይሕ መስቀልዓዲ ቀይሕሕክምናዊኪፐድያ ብትግርኛጥንሲትምህርቲጃፓንባምቡላፈረንሰኛ ፊደልሜክሲኮፊንላንድክታበታት ጽግዕቋንቋ ኣምሓርኛቻይናዓሰርተ ክልተሃገራውነትሓረጋትቦጎታሮሜ ግዝኣትደቡብ ኣመሪካፖሊስጂመይልቦሊቭያደቡብ ኣፍሪቃኒው ዘይላንድኣውስትራሊያጥዕና ሳይንስዝሑል ምስ ውዑይሕርሻፈደራላዊ ኩነታትኣዲስ ኣበባ ስታድየምታንዛኒያሮማንያኢትዮጵያዴቪድ ዉዳርድጉግል ድራይቭዩትዩብ🡆 More