ኣፍጋኒስታን (ብፓሽቶ፦ افغانستان፣ ብዳሪ፦ افغانستان)፣ ብወግዒ እስላማዊ ኢማራ ኣፍጋኒስታን (ብፓሽቶ፦ د افغانستان اسلامي امارت፣ ብዳሪ፦ امارت اسلامی افغانستان፣ ኣብ ኤስያ፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ እትርከብ ኣኽራን ዝበዝሖ ሃገር እያ። ካቡል ርእሰ ከተማን ዝዓበየት ከተማን እያ።
እስላማዊ ኢማራ ኣፍጋኒስታን د افغانستان اسلامي امارت (ፓሽቶ) امارت اسلامی افغانستان (ዳሪ) | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ لا إله إلا الله محمد رسول الله | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ دا د باتورانو کور | ||||
ርእሰ ከተማ | ካቡል 34°31′58″ሰ 69°09′57″ምብ / 34.532777777778, 69.165833333333 | |||
ወግዓዊ ቋንቋታት |
| |||
ዜግነት ህዝቢ | ኣፍጋናዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | እስላማዊ ኢማራ ኣፍጋኒስታን (ብተግባር) እስላማዊት ሪፓብሊክ ኣፍጋኒስታን (ብሕጊ) | |||
ሓጋጊ ኣካል | ሃገራዊ ባይቶ | |||
ኣቀዋውማ፦ እስላማዊት ሪፓብሊክ ውድቀት እስላማዊት ሪፓብሊክ | 26 ጥሪ 2004 15 ነሓሰ 2021 | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 652,864 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 0 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2023) | 39,232,003 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ኣፍጋኒ (AFN) | |||
ዞባ ግዜ | UTC+4:30 | |||
ኮድ ኣይሶ | 004 / AFG / AF | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .af | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +93 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | AFG | |||
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ኣፍጋኒስታን, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.