ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ

ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ ዝብል ሃገራዊ መዝሙር ኤርትራ እዩ። ድሕሪ ናጽነት ሃገር ቁሩብ ጸኒሑ ዝተቐበሎ

ትሕዝቶ

ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ፡
በዓል ደማ እናልቀሰ ተደምሲሱ፡
መስዋእታ ብሓርነት ተደቢሱ።
መዋእል ነኺሳ ኣብ ዕላማ፡
ትምርቲ ጽንዓት ኰይኑ ስማ፡
ኤርትራ'ዛ ሓበን ዉጹዓት፡
ኣመስኪራ ሓቂ ክምትዕውት።
ኤርትራ ኤርትራ፡
ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ።
ናጽነት ዘምጽኦ ልዑል ኒሕ፡
ንህንጻ ንልምዓት ክንሰርሕ፡
ስልጣን ከነልብሳ ግርማ፡
ሕድሪ'ለና ግምጃ ክንስልማ።
ኤርትራ ኤርትራ፡
ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ።

Tags:

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ገለ መግለጽታት ቃላትቻይናሻምቡቆኩባርግኦናሚቢያጀርመንኣፍሪቃዓረብኛግብጺዲሞክራሲዓረብኛ ፊደልክርስትናባንዴራ ኤርትራጉግል ዜናቋንቋ ኣምሓርኛመራኸቢደጋማሕደረ-እንቛቑሖሓቀኛ ቤተክርስትያን የሱስየድምጽ ሳጥንሳሞአተርጓሚ ጉግልስነ ጥበብሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ማሌዥያትግርኛ ፊደልኵነት ነገርቋንቋ ስጳንኛኤርትራ1ህንዲፓኪስታንዘይምርዕዉ ኩነታትሓደኢንተርነትፍልስጤምጂቡቲሰማንያኢራን🡆 More