ባንዴራ ኤርትራ: ሃገራዊት

ሃገራዊት ባንዴራ ኤርትራ ብ5 ታሕሳስ 1995 ተቐቢላ። ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ካብ ዝነፈረላ ባንዴራ ዝተመስረተት እያ። እቲ ቀጠልያ ሕብሪ ንቁጠባ ሕርሻን ጥሪትን ኤርትራ ዘመልክት፣ ቀይሕ ሕብሪ ማለት ኣብ እዋን ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ዝፈሰሰ ደም፣ ሰማያዊ ሕብሪ ንሃብቲ ባሕሪ ዝውክል፣ ብጫ ሕብሪ ንማዕድን ሃብቲ ኤርትራ ዝውክል፣ ኣብታ ባንዴራ ዘሎ ዕንበባ ኣውሊዕን ጨንፈርን ካብታ ኣብ መንጎ 1952ን 1961ን ኣብ ጥቕሚ ዝወዓለት ቀዳመይቲ ሃገራዊት ባንዴራ ኤርትራ ዝመጸ እዩ፣ እቲ ዕንበባ ኣውሊዕ ካብ ባንዴራ ሕቡራት ሃገራት ተቐቢሉን ንሰላም ዘመልክትን እዩ።

ባንዴራ ኤርትራ
ባንዴራ ኤርትራ
ሓፈሻዊ ሓበሬታ
ኣጠቓቕማ ባንዴራ ኤርትራ: ሃገራዊት
ዓቐን 1:2
ተቐባልነት 5 ታሕሳስ 1995 (28 ዓመታት)
ባንዴራ ኤርትራ: ሃገራዊት
ፕረዚደንታዊት ባንዴራ።

ታሪኻዊት ባንዴራታት

Tags:

ባንዴራኤርትራ

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ፖለቲካባንዴራኤስዋቲኒደቡብ ኣፍሪቃዊኪፐድያሕቡራት ሃገራትሶማልያኣግኣዝያንአልጀሪያፓኪስታንኣውስትራሊያሃምበርገርርሑስ ክረምቲTrinidad and Tobagoመበገሲ ገጽቀይሕ ኣደባባይኢንዶኔስያቺሌቋንቋ ኣምሓርኛእንስሳጥዕና ሳይንስሓሙስኣፕያጋናራሰል ዶሚኒክ ፒተርስኣመሪካስጳኛሜክሲኮጀርመንህንዲሊብያብራዚልቋንቋ ኣደሮሜ ግዝኣትሰሉሰዞባ ደቡብኤውሮጳኤርትራምስልምናከሚካል ሪኣክሽንሞሪታኒያኢራንኣምስተርዳምጉግልምህንድስናግሪክኛ ፊደልጀፍሪ ማርሽቋንቋ እንግሊዝኛባንግላደሽሓጋጊ ኣካልኖርወይ🡆 More