ኣመሪካ: ኣብ ሰሜን እትርከብ ሃገር

ሕቡራት መንግስታት (ሕ.መ.)፣ (ብእንግሊዝኛ፦ United States) (US)፣ ብውግዒ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (ሕ.መ.ኣ.)፣ (ብእንግሊዝኛ፦ United States of America) (USA)፣ ወይ ብቐሊል ኣመሪካ (America)፣ ብሓምሳ ክፍለ ሃገራትን ፈደራላዊ ወረዳን ኣብ ዝቖመት ቅዋማዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ዝተመስረተት ልኡላዊት ሃገር እያ። ብሰሜን ምስ ካናዳ ብደቡብ ድማ ምስ ሜክሲኮ ትዳወብ። ርእሰ ከተማኣ ዋሺንግተን ዲ.ሲ.

    እዚ ጽሑፍ ብዛዕባ ሃገር እዩ። ብዛዕባ ክፍለ ዓለማት ንተረድአ፣ ሰሜን ኣመሪካ ወይ ደቡብ ኣመሪካ ኣንብብ።

እያ።

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ
United States of America  (እንግሊዝኛ)

ኣመሪካ: ኣብ ሰሜን  እትርከብ ሃገር
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ኣመሪካ: ኣብ ሰሜን  እትርከብ ሃገር
ኣርማ

ሃገራዊ ጭርሖIn God we trust
(ብእንግሊዝኛ፦ «ኣብ ኣምላኽ ንውከል»)
ሃገራዊ መዝሙርThe Star-Spangled Banner

ኣመሪካ: ኣብ ሰሜን  እትርከብ ሃገር

ርእሰ ከተማ ዋሺንግተን ዲ.ሲ.
ኣርማ ከተማ ዋሺንግተን ዲ.ሲ.
ኣርማ ከተማ ዋሺንግተን ዲ.ሲ.

38°53′42″ሰ 77°02′12″ምዕ / 38.895, -77.036666666667 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ብፈደራላዊ ደረጃ ዝኾነ ቋንቋ የለን
 • ሃገራዊ ቋንቋታት እንግሊዝኛ
ዜግነት ህዝቢ ኣመሪካዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ጆ ባይደን
ሓጋጊ ኣካል United States Congress ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ኣዊጁ
 • ኣፍልጦ ረኺቡ
ካብ ዓባይ ብሪጣንያ
4 ሓምለ 1776
3 መስከረም 1783
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 9,147,590 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 6.97
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 331,893,745 ተቐመጥቲ
ባጤራ ኣመሪካዊ ዶላር ($)
ዞባ ግዜ UTC-5 ክሳዕ UTC-10
 • ኣብ ክረምቲ UTC-9 ክሳዕ UTC-4
ኮድ ኣይሶ 840 / USA / US
ዓውዲ ኢንተርነት .us
.mil
.edu
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +1
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ USA ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

Tags:

ሜክሲኮሪፓብሊክርእሰ ከተማቋንቋ እንግሊዝኛካናዳ

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ጉሕጓሕኣቶማትቋንቋ ፓሽቶሓሙስትራያኑስስፖርትመሸኒቮልፍጋንግ አማዴኡስ ሞፃርትሰንበትጀፍሪ ማርሽሸውዓተፈረንሳሕቡራት ሃገራትኣየናይ ኢዩ ቅኑዕ?ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ሕብረት ሶቭየት።ማሪኦ (ገጸ ባህርይ ጸወታ ቪድዮ)ፉልደቡብ ኣመሪካዓሰርተ ሹዱሽተሞሮኮፓኪስታንዶክተርስዑዲ ዓረብብዮሃና ፍስሃየገለ መግለጽታት ቃላትሺንዞ ኣቤ ተዅሲዩጋንዳኣንበሳን ኣንጭዋንወልቂት ከተማ ኤፍ.ሲGrace Wanጊንዳዕሞልዶቫመቐለናይጀርሞንጎልያክራርህንዲሰንዓፈዳችሃምበርገር🡆 More