ኢሳይያስ ኣፈወርቂ: ፕረዚደንት ኤርትራ

ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ወይ ድማ ኣፍወርቂ ወይ ኣፈዎርቂ፣ (ኣስመራ፣ ኤርትራ፤ 2 ለካቲት 1946)፣ ካብ 1991 ብተግባር ፕረዚደንት ኤርትራ ኤርትራዊ ፖለቲከኛ እዩ።

ኢሳይያስ ኣፈወርቂ
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ: ፕረዚደንት ኤርትራ
ኢሳይያስ ኣብ 2023

ናይ ኤርትራ ኮይኑ ተመሪጹ።

"ርእሰ መላኪ" ዚብል ማዕርግ ተዋሂብዎ ዘሎ ፕረዚደንት፥ ኣብ ስልጣን ንልዕሊ 25 ዓመታት ብዘይ ዝኮነ ናይ ህዝባዊ ወይ ባይቶዊ ምርጫ ን ኤርትራ ይመርሓ ይርከብ። ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ ፥ ዝኮነ ናይ ቑመባዊ ዕብየት ከተርኢ ኣይከኣለትን ዘላ። አምበሺ ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ትጉተት ኣላ። ዘይዉሱን ሃገራዊ ኣገልግሎት፥ ዘይፍትሓዊ ማእሰርቲ፥ ናይ ምንቕስቃስ (ኣብ ውሽቲ ሃገር ኮነ ካብ ሃገር ወጻኢ) ናጽነት፥ ናይ ወፍሪ ናጽነት ፥ ናይ ጋዘጤናንነት ናጽነት፥ ናይ ሃይማኖት ናጽነት፥ ናይ ምምራጽን ተማራጽነት ናጽነት ዝከልከለ ዝንቡዕ ፖሊሲ ኢሰይያስ - ን ነብሱ 'ዲክታቶር' ን ኤርትራ ከኣ 'ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ' ዝብል ሳጓ ኣሰኪሙዋ ይርከብ።

ኢሳይያስ ኣፈወርቂ: ፕረዚደንት ኤርትራ
ሚኒስተር ዩናይትድ ስቴትስ ምስ ናይ ኤርትራ ፕረሲደንት።

Tags:

ኣስመራኤርትራ

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ሶማልያቋንቋ እንግሊዝኛኣቶማትሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃበርሊንሕሙምሳሞአኣስዒቡዎ ዘሎ ምግጫው-ትርጉም ኣብ ወጻእን ኣብ ሃገርናንቋንቋ ስጳንኛእንግሊዝኛሴኔጋልደቡብ ኣፍሪቃኣምስተርዳምኣርጀንቲናሞሮኮብጫ ረስኒ18ታይዋንኤርትራ ኤርትራ ኤርትራማሊምጽዋዕጉግል ካርታታትኤርትራድርብ ቋንቋነትኮሎምብያዛምቢያጉግል ዜናኣውስትራሊያሩዋንዳመበገሲ ገጽቡርኪና ፋሶኢንተርነትቋንቋ ትግርኛኲናት ናጽነት ኤርትራኣርባዕተግብጺዓሳ ለግለግሸውዓተዝሑል ምስ ውዑይሪሆ ቴ ተኔሂሮፖርቱጋልኛ ፊደልሮሜ ግዝኣትሽወደንፊዚክስ🡆 More