ፖላንድ

ርፒብሊክ ፖላንድ(ፖሊሽ: Polska) ሓንቲ ኣዝያ ዓባይ ሃገር ናይ ኤውሮጳ ኮይና፣ ኣስታት 39.000.000

Rzeczpospolita Polska

ርፑብሊክ ፖላንድ
ፖላንድ
(ባንዴራ)
ፖላንድ
(ኣርማ)
ኣገደስቲ ሓበሬታ
ብዝሒ ተቀመጥቲ 38,478,602 (2015)
ርእሲ ከተማ ዋርሳው
ቋንቋ ሃገር ፖሊሽ
ስፍሓት ሃገር 312,696 km2
ክፍለ ሃገር ኤውሮጳ
መስመር .pl
ኮድ ስልኪ +48
ፖላንድ

ሚልዮን ሰባት ይቅመጥዋ።ርእሲ ከተማ ናይ ፖላንድ, ዋርሳው ትበሃል. ፖላንድ ብ7 ሃገራት ተከቢባ ትርከብ።

ንሳተን ድማ፥ ጀርመን፣ ትየቼ፣ ስሎዋክ፣ ሩስያ፡ ሊታወን፡ ዩክረይንን ቤላሩስን እየን። ቋንቋ ሃገር ናይ ፖላንድ

ፖሊሽ እዮ. ስፍሓት መሬት ናይ ፖላንድ ድማ 312,696 ስለ ዝኾነ ድማ፣ ሓንቲ ዓባይ ሃገር ናይ ኤውሮጳ እያ።

Tags:

ኤውሮጳፖሊሽ

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ቦሊቭያኣውስትራሊያሴኔጋልኢሳይያስ ኣፈወርቂሞልዶቫትራያኑስማሕበራዊ ኣገልግሎትዓሰርተ ሹዱሽተቻይናዲሞክራሲኤውሮጳሽወደንቶጎቴስዓዓሰርተ ኣርባዕተቱኒዝያISO 3166-1ልቢፈረንሳኢንዶኔስያዩቱብርእሲ ከተማቋንቋ እንግሊዝኛኣፍሪቃኢራንሃገራዊ መዝሙርጉሕጓሕትሪኒዳድን ቶባጎንባንዴራ ኤርትራሰንበትኡራጓይጉግልኲናት ናጽነት ኤርትራቋንቋ ትግርኛግብጺእስፓንኛ ፊደልሞዛምቢክዩክሬንኣርባዕተክልተፖላንድኣመሪካሕርሻመጽሓፍ ቅዱስመሳርዕ ግብረ-ስጋጥንሲቋንቋ ሃገር🡆 More