ዩክሬን (፣ ኣደማምጻ፦ /ኡክራይና/ ( ስማዕ))፣ ኣብ ምብራቕ ኤውሮጳ እትርከብ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ኪየቭ እያ። ወግዓዊ ቋንቋ ዩክሬን ቋንቋ ዩክሬንኛ እዩ ዓብላሊ ሃይማኖት ከኣ ኦርቶዶክስ ክርስትና እዩ።
ዩክሬን () ኡክራይና | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Ще не вмерла Українa ስጨ ኔ ቭመርላ ኡክራይና (ብዩክሬንኛ፦ «ዩክሬን ገና ኣይጠፍአትን») | ||||
ርእሰ ከተማ | ኪየቭ 50°27′00″ሰ 30°31′25″ምብ / 50.45, 30.523611111111 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ዩክሬንኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ዩክሬናዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፍርቂ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ቮሎዲሚር ዘለንስኪ | |||
ሓጋጊ ኣካል | Verkhovna Rada | |||
መሰረት፦ • ናጽነት | 24 ነሓሰ 1991 | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 603,628 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 7 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2022) | 41,167,336 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ህሪቭንያ (₴፣ UAH) | |||
ዞባ ግዜ | EET (UTC +2) | |||
ኮድ ኣይሶ | 804 / UKR / UA | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .ua፣ .укр | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +380 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | UKR | |||
ኣባልነት ው.ሕ.ሃ.፣ ው.ን.ዓ.፣ ው.ጸ.ም.ኤ.፣ ቤ.ም.ኤ. | ||||
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ዩክሬን, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.