ርፒብሊክ ፖላንድ(ፖሊሽ: Polska) ሓንቲ ኣዝያ ዓባይ ሃገር ናይ ኤውሮጳ ኮይና፣ ኣስታት 39.000.000
| |||||
ኣገደስቲ ሓበሬታ | |||||
ብዝሒ ተቀመጥቲ | 38,478,602 (2015) | ||||
ርእሲ ከተማ | ዋርሳው | ||||
ቋንቋ ሃገር | ፖሊሽ | ||||
ስፍሓት ሃገር | 312,696 km2 | ||||
ክፍለ ሃገር | ኤውሮጳ | ||||
መስመር | .pl | ||||
ኮድ ስልኪ | +48 | ||||
ሚልዮን ሰባት ይቅመጥዋ።ርእሲ ከተማ ናይ ፖላንድ, ዋርሳው ትበሃል. ፖላንድ ብ7 ሃገራት ተከቢባ ትርከብ።
ንሳተን ድማ፥ ጀርመን፣ ትየቼ፣ ስሎዋክ፣ ሩስያ፡ ሊታወን፡ ዩክረይንን ቤላሩስን እየን። ቋንቋ ሃገር ናይ ፖላንድ
ፖሊሽ እዮ. ስፍሓት መሬት ናይ ፖላንድ ድማ 312,696 ስለ ዝኾነ ድማ፣ ሓንቲ ዓባይ ሃገር ናይ ኤውሮጳ እያ።
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ፖላንድ, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.