ዩቱብ (ብእንግሊዝኛ፦ YouTube)፣ ኣመሪካዊ መበቆል ዘለዎ ቪድዮታት ንምክፋል ዝዓለመ መርበብ ሓበሬታ እዩ። ዝተፈላለዩ ናይ ፊልም ክሊፓት፣ መደባት ተለቪዥንን ቪድዮታት ሙዚቃን ዝሓዘ እዩ። ነዚ መድረኽ ትሕዝቶ ዝፈጥሩ ሰባት ብሓፈሻ ዩቱበርስ ተባሂሎም ዝፍለጡ እዮም።
ዩቱብ | ||
---|---|---|
ዩቱብ ው.ሓ.ኩ. (YouTube, LLC) | ||
ዓይነት | መድረኽ ቪድዮ ኣብ መስመር | |
ኢንዱስትሪ | ኢንተርነት | |
መሰረት | 14 ለካቲት 2005 (19 ዓመታት) | |
መስረትቲ | Steve Chen Jawed Karim Chad Hurley | |
ዋና ቤት ጽሕፈት | ሳን ብሩኖ፣ ካሊፎርንያ፣ ኣመሪካ | |
ቁልፊ ሰባት | ሱዛን ዎጂጽኪ (ዋና ፈጻሚ ስራሕ) | |
ፍርያት | ዩቱብ ፕሪምየም ዩቱብ ምዩዚክ ዩቱብ ኪድስ ዩቱብ ቲቪ ዩቱብ ጌሚንግ ዩቱብ ሾርትስ | |
ወናኒ | ኣልፋበት | |
ሰራሕተኛታት | 3,000 (2021) | |
መርበብ ሓበሬታ | ||
መርበብ ሓበሬታ | youtube.com | |
ምዝገባ | ኣማራጽያዊ | |
ተጠቀምቲ | 4.59 ቢልዮን ንጡፋት | |
ዝርከቡ ቋንቋታት | 80 | |
ኣብ ለካቲት 2005 ብሰለስተ ሰራሕተኛታት ፐይፓል ነበር ዝተፈጥረ ኮይኑ፣ ኣብ ጥቅምቲ 2006 ብጉግል ብ1.65 ቢልዮን ዶላር ተዓዲጉ፣ ሕጂ ድማ ከም ሓደ ካብ ትሕተ-ቅርጺ ትካላቱ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ኣብ ኢንተርነት ብዓይነቱ ዝበዝሐ ዝጥቀመሉ መርበብ ሓበሬታ እዩ።
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ዩቱብ, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.