ባዮሎጂ: ናይ ሂወት መጽናዕቲ

ባዮሎጂ ብዛዕባ ህይወት ዘለዎም ነገራት ዘፅንዕ ናይ ምርምር ክፋል እዩ። ነዚ ፅንዓት ዘካይድ ሰብ ባዮኦልጂስት ተባሂሉ ይፅዋዕ። መብዛሕቱ ግዜ ባዮሎጂ አብ ክልተ ይምቀል። እቶም ክልተ ጨንፈራትውን ቦታኒ (ብዛዕባ ተኽልታት ዘጽንዕ) ከምኡውን ዙሎጂ (ብዛዕባ እንስሳታት ዘፅንዕ) እዮም። እዞም ክልተ ጨንፈራት ከአ ደጊም ናብ ዝተፈላለዩ ጨንፈራትን ፍሉይ ናይ ምርምር ክፋላት ይምቀሉ።

ባዮሎጂ: ናይ ሂወት መጽናዕቲ ባዮሎጂ: ናይ ሂወት መጽናዕቲ
ባዮሎጂ: ናይ ሂወት መጽናዕቲ ባዮሎጂ: ናይ ሂወት መጽናዕቲ

ይኹን እምበር ከም አናቶሚ (ህይወት ናይ ዘለዎም ነገራት ንድፊ ዘጽንዕ ጨንፈር) ን ጀነቲክስ (አብ ልዕሊ ውርሰ ባህሪ ድግበር ፅንዓት) ዝአመስሉ መብዛሕትኦም ጨናፍር ባዮሎጂ ንእንስሣ ይኹን ን አታኽልቲ ብዘየገድስ ንክልቲኦም ክፋል ህይወት የፅንዑ።

ባዮሎጂስትታት መብዛሕትኡ ግዜ ጽንዐቶም ንምክያድ ካብ ጨንፈር ፅንዓት ናቶም ዝተፈልየ ናይ ምርምር ክፋላት ዝጥቀሙሉ ዘዴታትን ሐደስቲ ፍልጠታትን ይጥቀሙ። ንአብነት ተጠቐስና፡ ህይወት አብ ዘለዎም እንስሳታትን አታኽልትን ዝካየዱ ውህደታት ንምርዳእ ክሕግዞም ምእንቲ ፊዚክስኬሚስትሪ አብ ዝተባህሉ ናይ ምርምር ጨንፈራት ይውከሉ።

Tags:

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ዓሰርተ ሾመንተፍራንሲስኮ ፍራንኮጂመይልሞንጎልያቋንቋ ኣምሓርኛISO 3166-1አልጀሪያዩክረይንሊግ 1ቋንቋ ትግርኛሳሞአኛሩዋንዳካልኦት ሓበሬታታትታንዛኒያሕርሻማሜሎዲ ሳንዳውንስ ኤፍ.ሲመራኸቢኣፍጋኒስታንኣንበሳጸሓይመጽሓፍ ቅዱስትግርኛ ፊደልሪሆ ቴ ተኔሂሮመቐለሃንሺን ታይገርስርግኦሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዩጎዝላቭያኮሮናቫይረስዊኪፐድያ ብትግርኛግሪክዓዲ ቀይሕምስሪኮርትኒ ቼትዊንድሃገርሳንድቪከንፓኪስታንመቐመጢ ልብሲእንግሊዝኛቦሊቭያጀርመንለበዳ ኮቪድ-19ጉሕጓሕካርማባንዴራ ኮሎምብያኣግኣዝያንደቡብ ኣመሪካእንስሳኣዲስ ኣበባ ስታድየም🡆 More