ኩባ (፣ ብወግዒ ሪፓብሊክ ኩባ (፣ ልኡላዊት ደሴታዊት ሃገር ኮይና፣ ኣብ ኣንቲለስ ባሕሪ ካሪብያን ሰፊራ።
ሪፓብሊክ ኩባ | ||||
---|---|---|---|---|
ኣባል ሃገር ላቲን ኣመሪካዊ ባይቶ | ||||
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ ¡Patria o Muerte, Venceremos! («ዓዲ ወይ ሞት፣ ክንስዕር ኢና!») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ La Bayamesa | ||||
ርእሰ ከተማ | ሃቫና 23°08′12″ሰ 82°21′32″ምዕ / 23.136666666667, -82.358888888889 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ኩባዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ሓደ ሰልፊ ዘለዋ ኣሃዳዊት ማሕበርነታዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ሚገል ዲያዝ-ካነል | |||
• ምክትል ፕረዚደንት | ሳልቫዶር ቫልደስ ሜሳ | |||
• ቀዳማይ ሚኒስተር | ማንዌል ማሬሮ ክሩዝ | |||
ሓጋጊ ኣካል | National Assembly of People's Power | |||
ናጽነት | 10 ጥቅምቲ 1868 20 ግንቦት 1902 | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 109,884 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 0 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2022) | 11,008,112 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ኩባዊ ፔሶ (CUP) | |||
ዞባ ግዜ | UTC -5 | |||
ኮድ ኣይሶ | 192 / CUB / CU | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .cu | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +53 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | CUB | |||
ኣባልነት ላ.ኣ.ባ.፣ ፔትሮካሪበ፣ ው.ሕ.ሃ.፣ ው.ን.ዓ.፣ ማ.ሃ.ላ.ኣ.ካ. | ||||
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ኩባ, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.