ግብጺ: ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃን ኤስያን እትርከብ ሃገር

ግብጺ፣ ወይ ምስሪ (፤ ብቅብጢ፦ Ⲭⲏⲙⲓ)፣ ብወግዒ ዓረባዊት ሪፓብሊክ ግብጺ (ብዓረብኛ፦ )፣ ስግረ-ኣህጉራዊት ልኡላዊት ሃገር እያ። መብዛሕትኡ ኣብ ጫፍ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣፍሪቃ ክትርከብ እንከላ፣ ኣብ ኤስያ ድማ ኣብ ሓውሲ ደሴት ሲና ትርከብ። ብደቡብ ምስ ሱዳን፣ ብምዕራብ ምስ ሊብያ፣ ብሰሜናዊ ምብራቕ ድማ ምስ ጋዛ (ፍልስጤም)ን እስራኤልን ትዳወብ። ብሰሜን ምስ ማእከላይ ባሕሪ ብደቡባዊ ምብራቕ ድማ ምስ ቀይሕ ባሕሪ ትዳወብ።

ዓረባዊት ሪፓብሊክ ግብጺ
  ()
ኣባል ሃገር ሕብረት ኣፍሪቃ

ግብጺ: ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃን ኤስያን እትርከብ ሃገር
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ግብጺ: ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃን ኤስያን እትርከብ ሃገር
ኣርማ

ሃገራዊ መዝሙር
(ዓረብኛ፦ 'ሃገረይ፣ ሃገረይ፣ ሃገረይ')

ግብጺ: ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃን ኤስያን እትርከብ ሃገር

ርእሰ ከተማ ግብጺ: ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃን ኤስያን እትርከብ ሃገር ካይሮ
30°02′40″ሰ 31°14′09″ምብ / 30.044444444444, 31.235833333333 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋታት ዓረብኛን ግብጻዊ ዓረብኛን
ዜግነት ህዝቢ ግብጻዊ/ -ት
ምስራዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፍርቂ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣል-ሲሲ
ሓጋጊ ኣካል Parliament of Egypt ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 1,010,408 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 0,6
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 102,674,145 ተቐመጥቲ
ባጤራ ግብጻዊ ፓውንድ (EGP)
ዞባ ግዜ EAT (UTC +2)
ኮድ ኣይሶ 818 / EGY / EG
ዓውዲ ኢንተርነት .egን .مصرን
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +20
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ EGY ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ዳርጋ ፍርቂ ግብጻውያን ኣብ ከተማታት ይነብሩ፣ ብፍላይ ኣብተን ጽዑቕ ህዝቢ ዝነብረለን ማእከላት ካይሮን፣ ርእሰ ከተማኣ፣ እስክንድርያን ይነብሩ።

Tags:

ሊብያሱዳንኤስያፍልስጤም

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ዓለምለኻዊ ስርዓት ኣሃዱታት መለክዒሞንጎልያኣፍጋኒስታንህንዲቻይናኤዲረንመቐለትግርኛኮሮናቫይረስጊንዳዕሞልዶቫለበዳ ኮቪድ-19ጀፍሪ ማርሽቱርኪጽፍሓት መሬትካልኦት ሓበሬታታትዶክተርርግኦሳሞአኛኤርትራ ኤርትራ ኤርትራኤርትራበርበረእንግሊዝኛወርሒኮርትኒ ቼትዊንድስሳጆርጂያባዮሎጂጉግል ድራይቭዊኪፐድያፕረዚደንትፍራንሲስኮ ፍራንኮዓሰርተ ሾመንተጉግል መጻሕፍቲISO 3166-1ኢንተርነትሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዩጎዝላቭያ🡆 More