ዮሃን ሰባስትያን ባኽ

ዮሃን ሰባስትያን ባኽ (21 መጋቢት 1685 - 28 ሓምለ 1750) ጀርመናዊ ኣዳላዊ ባሮክ እዩ ነይሩ ። ሓደ ኻብቶም ኣብ ታሪኽ ምዕራባውያን ብሉጻት ሙዚቀኛታት ጌርካ እዩ ዚርአ ። ባኽ ንኸም ሞዛርት ቢቶቨን ብራምዝ ዝኣመሰሉ ሙዚቀኛታት ጸልይዎም ኢዩ ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነበረ ሙዚቃ ድማ ብሉጽ ከም ዝኸውን ገበሮ ። ባኽ ሓደ ኻብቶም ኣብ ታሪኽ ምዕራባውያን ኣዝዮም ኣገደስቲ ስነ-ጥበባውያን እዩ ሙዚቃኡ ኸኣ ኣብ መላእ ዓለም እዩ ዚርአ።

ዮሃን ሰባስትያን ባኽ
ዮሃን ሰባስትያን ባኽ, 1746
Bachs Unterschrift
Bachs Unterschrift
ዮሃን ሰባስትያን ባኽ
"JSB"

መወከሲታት

Tags:

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ቱርኪሊግ 1ኮሮናቫይረስመጽሓፍ ቅዱስፌስቡክቋንቋ ስጳንኛጆርጂያኡራጓይስሳጥንሲኤርትራቴማ ቋንቋ ኣደፈረንሳመሸኒቋንቋ ኣምሓርኛልቢሃንሺን ታይገርስዲሞክራሲነዊሕን ቀጢንንሃይማኖትስፖርትእንግሊዝኛጉግልሶፍትዌርጽፍሓት መሬትዓቢይ ጾምኣንበሳኣውቶቡስታይዋንቦሊቭያምጽዋዕጉግል ኤርዝበርበረባዮሎጂስጳኛሰለስተካራካስሽወደን🡆 More