ቴማ ቋንቋ ኣደ

ቴማ ቋንቋ ኣደ:

ኣብዚ መርበብ'ዚ፡ ብ26 ቋንቋታት፡ ሓበሬታታት ብዛዕባ ቋንቋ ኣደ ይውሃብ። ትግርኛ ሓንቲ ካብ'ዘን ቋንቋታት እዚኣተን ኢያ። እዚ ዓይነት መርበብ'ዚ ብትግርኛ ዚውሃብ ዘሎ፡ ንመጀመርታ ግዜ ኢዩ። ብሃገራዊ ምምሕያሽን ምምዕባልን ትምህርቲ ይምወል። ብመምህራን ቋንቋ ኣደ ከኣ ይዳሎ።

በብእዋኑ እናማዕበለን እናተለዋወጠን ይኸይድ። ምእንቲ ኪምዕብል ናይ ኵልና ምትሕብባር የድልዮ።ንዚውሃበና ምኽርን ሓበሬታን ምስ ምስጋና ንቕበል።

መልእኽትኹም በዚ ዚስዕብ ኣድራሻ ክትልእኩልና ትኽእሉ።

Tags:

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ቶጎቋንቋ እንግሊዝኛኣንበሳማርያም ዳግማዊት ንግስቲ ዓዲ እንግሊዝክታበታት ሸሮኽቋንቋ እብራይስጢጀርመንቻይናውያንቱሊፕኣፕያባምቡላተርጓሚ ጉግልፊደል እብራይስጢጉግልኣልባኒያፖሊስዩትዩብኢሳይያስ ኣፈወርቂፓኪስታንሶፍትዌርዋርሳውበርሊንሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃጥንሲሱርያምጽዋዕኒው ዘይላንድቱኒዝያጆርጂያዓረብኛቬኔዝዌላሞንጎልያብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚኣውስትራሊያጀርመንኛ ፊደልመሸኒሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ሕብረት ሶቭየት።ፈደራላዊ ኩነታትፈረንሳክሪስትያኖ ሮናልዶስፖርትውድብ ጥዕና ዓለምሳን ማሪዮታንዛኒያኤውሮጳ🡆 More