ኢትዮጵያ፣ ብወግዒ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ (ብኣምሓርኛ፦ የኢትዮጵያ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ)፣ ቀደም ኣቢሲንያ ተባሂላ እትፍለጥ ዝነበረት፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እትርከብ ብባሕሪ ዘይተዓጽወት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ፣ ከምኡ’ውን ዝዓበየትን ዝበዝሐ ህዝቢ ዘለዋን ከተማኣ ኣዲስ ኣበባ እያ። ብሰሜን ብኤርትራ፣ ብሰሜናዊ ምብራቕ ምስ ጅቡቲ፣ ብምብራቕ ብሶማልያ፣ ብደቡብ ብኬንያ፣ ብምዕራብ ድማ ብሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ትዳወብ።
ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ () | ||||
---|---|---|---|---|
ኣባል ሃገር ሕብረት ኣፍሪቃ | ||||
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ የዜግነት ክብር («ናይ ዜግነት ክብሪ») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ ወደፊት ገስግሺ፣ ውድ እናት ኢትዮጵያ | ||||
ርእሰ ከተማ | ኣዲስ ኣበባ 9°01′38″ሰ 38°44′13″ምብ / 9.0272222222222, 38.736944444444 | |||
ወግዓዊ ቋንቋታት | ኣምሓርኛ፣ ኦሮሞ፣ ሶማሊ፣ ትግርኛን ዓፋርን | |||
ዜግነት ህዝቢ | ኢትዮጵያዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፈደራላዊት ፓርላማዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ሳህለ-ወርቅ ዘውደ | |||
• ቀዳማይ ሚኒስተር | ኣብይ ኣሕመድ | |||
ሓጋጊ ኣካል | Federal Parliamentary Assembly | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 1,104,300 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 0.7 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2021) | 117,876,227 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ብር (ETB) | |||
ዞባ ግዜ | UTC +3 | |||
ኮድ ኣይሶ | 231 / ETH / ET | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .et | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +251 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | ETH | |||
ኣባልነት ው.ሕ.ሃ.፣ ሕ.ኣ. | ||||
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ኢትዮጵያ, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.