መቐለ 70 እንደርታ ኤፍ.ሲ

መቐለ 70 እንደርታ FC ኣብ መቐለ ኢትዮጵያ ዝመደበሩ ናይ ኢትዮጵያ ኩዕሶ እግሪ ክለብ እዩ። ኣባል ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኮይኑ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ላዕለዋይ ዲቪዥን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ይፃወት። እታ ክለብ ድሕሪ ምዝዛም ዓመተ ስፖርት 2016-17 ንፈለማ እዋን ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ደይባ። ኣብ ዓመተ ስፖርት 2018/19 መቐለ 70 እንደርታ ሻምፕዮን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኮይና ንኢትዮጵያ ወኪላ ኣብ ሻምፕዮንስ ሊግ ካፍ 2019 ክትሳተፍ ከላ ኣብ ቀዳማይ ዙር ግን ይጎድላ።

ኣብዚ ሕዚ እዋን እታ ክለብ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ 2019/2020 ካብ ዝመርሓ ጋንታታት ሓንቲ እያ [1]

Tags:

መቐለኢትዮጵያ

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ቺሌWorld Health Organizationናይጀርዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራሃገርዩክሬንኢራንማክዶናልድስፊልምቺታማላዊጥዕና ሳይንስጆ ባይደንኢመይልዛምቢያጉግል ካርታታትሕቡራት ሃገራትጥንሲኢትዮጵያሸውዓተኤውሮጳኤስዋቲኒኤርትራዊ ናቕፋጸሓይዓረብኛ ፊደልቸስማሪኡፖልቨንዝዌላፊዚክስዊኪፐድያሞሮኮተርጓሚ ጉግልቶጎዓዲ ቀይሕማውንቴን ቪውኲናት ናጽነት ኤርትራISO 3166-1ቋንቋ እብራይስጢባጤራንፉዕ ምስ ሕማቕGrace Wanሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ኣሜሪካእናዘለለ መጺኡኮምፒዩተር ሳይንስ🡆 More