ሶማልያ: ኣብ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር

ሶማልያ (ብሶማሊ፦ Soomaaliya፤ ብዓረብኛ፦ الصومال)፣ ብወግዒ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ (ብሶማሊ፦ Jamhuuriyadda Federaalka Soomaaliya፤ ብዓረብኛ፦ جمهورية الصومال الفدرالية)፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ገማግም ወሽመጥ ዓደንን ህንዳዊ ውቅያኖስን እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ሞቓድሾ እያ።

ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ
  ()
  ()
ሃገር ኣባል ሕብረት ኣፍሪቃ

ሶማልያ: ኣብ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ሶማልያ: ኣብ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር
ኣርማ

ሃገራዊ መዝሙርQolobaa calankeed

ሶማልያ: ኣብ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር

ርእሰ ከተማ ሞቓድሾ
2°02′21″ሰ 45°20′31″ምብ / 2.0391666666667, 45.341944444444 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋታት
  • ሶማሊ
  • ዓረብኛ
ዜግነት ህዝቢ ሶማላዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ሓሰን ሼኽ መሓመድ
 • ቀዳማይ ሚኒስተር ሓምዛ ዓብዲ ባረ
ሓጋጊ ኣካል Federal Parliament of Somalia ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ዕለት
 • ሓድነት
ካብ ኢጣልያን ብሪጣንያን
26 ሰነ 1960
1 ሓምለ 1960
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 637,657 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 1.6
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2023) 12,693,796 ተቐመጥቲ
ባጤራ ሺሊንግ
ዞባ ግዜ EAT (UTC +3)
ኮድ ኣይሶ 706 / SOM / SO
ዓውዲ ኢንተርነት .so
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +252
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ SOM ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

Tags:

ርእሰ ከተማ

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ዊኪፐድያ ብትግርኛናሚቢያመበገሲ ገጽጀፍሪ ማርሽኣዲስ ኣበባቻይናመራኸቢአልጀሪያኒው ዘይላንድኤውሮጳሕቡራት ሃገራትሶፍትዌርስፖርትኮሎምብያቋንቋ ኣምሓርኛታሪኽህንዲመጽሓፍ ቅዱስሳሞአኛኣስመራፖሊሽሽወደንቴማ ቋንቋ ኣደፊዚክስሱዳንጽፍሓት መሬትካሮቲጉግል ኤርዝጉግልካርማሪሆ ቴ ተኔሂሮወርሒኣግኣዝያንኣፍሪቃዊኪፐድያጉግል ካርታታትኮሮናቫይረስጃፓንኢንዶኔስያነዊሕን ቀጢንንክልል ትግራይGrace Wanቋንቋ ስጳንኛዩትዩብቋንቋ እንግሊዝኛ🡆 More