ሃገር

Search results for

There is a page named "ሃገር" on ዊኪፔዲያ. See also the other search results found.

(ናይ ቀደም 20 | ) (20 | 50 | 100 | 250 | 500) ርኣይ።
  • ሃገር ማለት ብሓደ ብህዝቢ ዝተምረጸ መንግስቲ ወይ በዓል ስልጣን እትመሓደር ብርእሳ ወይ ብ ካብ ካብኣ ብወተሃደራዊ ወይ ውን ቆጠባዊ ዝሕይላ እትመህደር ግን ከኣ ናይ ባዕላ ኣካይዳ ሕግን ቅዋምን ዘለዋ እያ።...
  • ቋንቋ ሃገር እዚ ኣምር’ዚ፡ ምስ’ቲ ብ1977 ኪትኣታተው ዝጀመረ ጽገና ቋንቋ-ሃገር ዝተባህለ ተተሓሒዙ ዝቘመ’ዩ። "ትምህርቲ ቋንቋ-ሃገር" ሕጂ "ትምህርቲ ቋንቋ-ኣደ" ተባሂሉ ይጽዋዕ ኣሎ። ሓደ ካብ ወለዲ ወይ መጕ ዚት፡ ቋንቋ-ኣደኦም ዘይሽወደን...
  • ርእሰ ከተማ ማለት ሓንቲ ፍልጥቲ ከተማ ናይ ሓንቲ ሃገር እያ።...
  • Thumbnail for ኤርትራ
    ኤርትራ፣ ብወግዒ ሃገረ ኤርትራ፣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር እያ። ብሰሜንን ብምዕራብን ብሱዳን ትዳወብ፤ ብደቡብ ድማ ምስ ኢትዮጵያን ጅቡትን፤ ምብራቕ እታ ሃገር ምስ ቀይሕ ባሕሪ ሰፊሕ ገማግም ባሕሪ ኣለዎ። ከምኡ’ውን ኣካል ኤርትራ፣...
  • ሃገራዊ መዝሙር ማለት, ናይ ሓንቲ ሃገር መዝሙር እያ....
  • Thumbnail for ኣመሪካ
    እዚ ጽሑፍ ብዛዕባ ሃገር እዩ። ብዛዕባ ክፍለ ዓለማት ንተረድአ፣ ሰሜን ኣመሪካ ወይ ደቡብ ኣመሪካ ኣንብብ። ሕቡራት መንግስታት (ሕ.መ.)፣ (ብእንግሊዝኛ፦ United States) (US)፣ ብውግዒ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (ሕ.መ.ኣ.)፣...
  • Thumbnail for ኔዘርላንድ
    ዝዓበየት ቅዋማዊት ሃገር እያ። ኔዘርላንድ ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት እያ። እታ ሃገር መብዛሕትኡ ግዜ ከም ሆላንድ ተባሂላ እያ እትፍለጥ፣ ምኽንያቱ ስም እቲ ኣዝዩ ጸላዊ ወይ ኣገዳሲ ታሪኻዊ ዞባኣ፣ ኣብ ምዕራባዊ ክፋል እታ ሃገር ዝርከብ።...
  • Thumbnail for ሓጋጊ ኣካል
    ሓጋጊ ኣካል፣ ኣብ ርእሲ ምምሕዳር ባጀት መንግስቲ፣ ንሓደ ከም ሃገር ወይ ከተማ ዝኣመሰለ ፖለቲካዊ ኣካል ሕጊ ናይ ምፍጣር ፍሉይ ስልጣን ዘለዎ ናይ ምምይያጥ ባይቶ እዩ። ሓገግቲ ኣካላት ኣገዳሲ ኣካል መብዛሕትኦም መንግስታት እዮም፤ ኣብ...
  • Thumbnail for ስጳኛ
    ስጳኛ (ብስጳንኛ፦ España)፣ ወግዓዊ ንግስነት ስጳኛ (ብስጳንኛ፦ Reino de España)፣ ኣብ ኤውሮጳ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ማድሪድ እያ። ብፖርቱጋል፣ ፈረንሳን ሞሮኮን ድማ ተከቢባ ትርከብ። ሽሕ ሰባት ኮይኖም። ባንዴራ ስጳኛ...
  • Thumbnail for ፖላንድ
    ርፒብሊክ ፖላንድ(ፖሊሽ: Polska) ሓንቲ ኣዝያ ዓባይ ሃገር ናይ ኤውሮጳ ኮይና፣ ኣስታት 39.000.000 ሚልዮን ሰባት ይቅመጥዋ።ርእሲ ከተማ ናይ ፖላንድ, ዋርሳው ትበሃል. ፖላንድ ብ7 ሃገራት ተከቢባ ትርከብ። ንሳተን ድማ፥ ጀርመን፣...
  • Thumbnail for ኤስያ
    ኤስያ ሓንቲ ክፍለ ሃገር ኮይና፣ እታ ዝዓበየት ክፍለ ሃገር እያ።...
  • ብሓጺሩ፡ ኣብ ሓደ ሃገር ፖለቲካዊ ኣገዳስነት ሓደ ቋንቋ ኣጸቢቑ ኪዓዝዝ እንተኾይኑ፡ ትካላት ቋንቋ ኪምስረታን ኪንቀሳቐሳን ይግባእ። ብዘይካ’ዚ፡ ብፍላይ ትካላት ስርዓተ-ትምህርትን መራኸቢ ብዙሓንን ሓደ ልኡላዊ ሃገር ንዘመናዊ ቅርጺ ይኹን...
  • Thumbnail for ኢትዮጵያ
    ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ)፣ ቀደም ኣቢሲንያ ተባሂላ እትፍለጥ ዝነበረት፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እትርከብ ብባሕሪ ዘይተዓጽወት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ፣ ከምኡ’ውን ዝዓበየትን ዝበዝሐ ህዝቢ ዘለዋን ከተማኣ ኣዲስ ኣበባ እያ። ብሰሜን ብኤርትራ፣ ብሰሜናዊ...
  • Thumbnail for ሱዳን
    ሱዳን (ዓረበኛ: السودان), Sūdān, ርፑብሊክ ሱዳን፣ ሓንቲ ሃገር ናይ ኣፍሪቃ እያ። ብግብጺ፣ ሊቢያ፣ ቻድ፣ ኢትዮጵያን ኤርትራን ድማ ተከቢባ ትርከብ።...
  • Thumbnail for ቬኔዝዌላ
    292: assign to undeclared variable 'e1'.)፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ካራካስ እያ። 916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ ስፍሓት መሬት ኣለዋ። እቲ ሕጂ ቬኔዝዌላ ተባሂሉ ዝፍለጥ...
  • Thumbnail for ፈረንሳ
    in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.)፣ ዓይነት መንግስቲ ፍርቂ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ እያ፣ ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት፣ ስግረ ኣህጉራዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ፓሪስ እያ።...
  • Thumbnail for ዩክሬን
    undeclared variable 'e1'.፣ ኣደማምጻ፦ /ኡክራይና/ ( ስማዕ))፣ ኣብ ምብራቕ ኤውሮጳ እትርከብ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ኪየቭ እያ። ወግዓዊ ቋንቋ ዩክሬን ቋንቋ ዩክሬንኛ እዩ ዓብላሊ ሃይማኖት ከኣ ኦርቶዶክስ ክርስትና...
  • Thumbnail for ሶማልያ
    (ብሶማሊ፦ Jamhuuriyadda Federaalka Soomaaliya፤ ብዓረብኛ፦ جمهورية الصومال الفدرالية)፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ገማግም ወሽመጥ ዓደንን ህንዳዊ ውቅያኖስን እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ሞቓድሾ እያ።...
  • Thumbnail for ቺሌ
    ቺሌ (ብስጳንኛ፦ Chile)፣ ብወግዒ ሪፓብሊክ ቺሌ (ብስጳንኛ፦ República de Chile)፣ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ናይ ደቡባዊ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ሳንትያጎ እያ።...
  • Thumbnail for ሊብያ
    ሊብያ ኣብ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር እያ።...
(ናይ ቀደም 20 | ) (20 | 50 | 100 | 250 | 500) ርኣይ።

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ጆርጂያናቕፋ (ከተማ)ቱርክሆንግ ኮንግጉግልሱርያዶክተርዩቱብኤርትራዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪሴኔጋልእንግሊዝኛኮሮናቫይረስሕሙምፐዮኒሮማንያፈደራላዊ ኩነታትቦጎታቡርኪና ፋሶምህንድስናምጽዋዕኣፍሪቃክልተኣርጀንቲናህንዲቸስጀርመንኛ ፊደልስዑዲ ዓረብኣግኣዝያንኣምስተርዳምክርስትናምስሪስጳኛሓደባዮሎጂሕርሻኣመሪካውድብ ጥዕና ዓለምጉሕጓሕባንዴራ ኤርትራመጽሓፍ ቅዱስ🡆 More