ኔዘርላንድ

ኔዘርላንድ (ብዳች፦ Nederland፣ ኣደማምጻ ብዳች፦ /ኔደርላንድ/ ( ስማዕ))፣ ምስ ደሴታት ኣሩባ፣ ኩራሳውን ሲንት ማርተንን ብሓባር ንግስነት ኔዘርላንድ ይምስረታ፣ ካብ ኣርባዕቲኤን ዝዓበየት ቅዋማዊት ሃገር እያ። ኔዘርላንድ ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት እያ።

ኔዘርላንድ
Nederland
ቅዋማዊት ሃገር ንግስነት ኔዘርላንድ

ኔዘርላንድ
ባንዴራ
ኔዘርላንድ
ኣርማ

ጭርሖ፦ Ik zal handhaven
(ብዳች፦ «ክዕቅብ እየ»)
መዝሙር፦ ዊልሄልመስ
(ብዳች፦ «ዊልያም»)
noicon
ኔዘርላንድ
መስተማእዛኒታት 52°19′00″ሰ 5°33′00″ምብ / 52.316666666667, 5.55
ርእሰ ከተማ ኣምስተርዳም  [1]
ወግዓዊ ቋንቋ ዳች  [2]
ኣካል ቅዋማዊት ሃገር ንግስነት ኔዘርላንድ
 • ሃገር ባንዴራ ንግስነት ኔዘርላንድ ንግስነት ኔዘርላንድ
ንጉስ
ቀዳማይ ሚኒስተር
ዊለም ኣለክሳንደር
ማርክ ሩተ
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 41,543 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ 18,41 % ትርብዒት ኪ.ሜ.
ብዝሒ ህዝቢ  (2021)  
 • ጠቕላላ 17,668,400 ተቐመጥቲ
 • ጻዕቂ 415,6 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ.
ስም ተቐመጥቲ ኔዘርላንዳዊ/ -ት
ባጤራ ዩሮ (€፣ EUR)
ዞባ ግዜ UTC+01:00፣ UTC+02:00፣ Atlantic Time Zone፣ Central European Time ከምኡ’ውን Europe/Amsterdam
 • ኣብ ክረምቲ ግ.ክ.ኤ. (UTC +2:00)
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ +31+599
ኮድ ኣይሶ 528 / NLD / NL
ዓውዲ ኢንተርነት .nl
https://www.government.nl/፣ https://www.gobiernodireino.nl/ ከምኡ’ውን https://www.gobiernudireino.nl/ ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ
ኣባል ናይ፦ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኤውሮጳዊ ሕብረት፣ ው.ኪ.ሰ.ኣ.፣ ው.ሕ.ሃ.፣ ው.ቁ.ም.ም.፣ ው.ጸ.ም.ኤ.፣ ቤ.ም.ኤ.፣ ቤኔሉክስ

እታ ሃገር መብዛሕትኡ ግዜ ከም ሆላንድ ተባሂላ እያ እትፍለጥ፣ ምኽንያቱ ስም እቲ ኣዝዩ ጸላዊ ወይ ኣገዳሲ ታሪኻዊ ዞባኣ፣ ኣብ ምዕራባዊ ክፋል እታ ሃገር ዝርከብ።

Tags:

Nl-Nederland.ogg

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ሰሉሰጋዕናን ድሙቬኔዝዌላኣርባዕተፌስቡክግሪክክለብ ኣሜሪካዩጋንዳናእሚ ግርማይሳሞአኛመቐለስሳፈታው ወርቂ ንጉስህንድትሽዓተአልጀሪያማሊሆንግ ኮንግኣማኑኤል ዮውሃንስኮሎምብያትምህርቲISO 3166-1ፈደራላዊ ኩነታትሺንዞ ኣቤ ተዅሲጊንዳዕትግርኛ ፊደልሕርሻሱርያዶክተርከተማ ሻሸመኔሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃትራያኑስኤርትራ ኲናት ናይ ናጽነትጀፍሪ ማርሽፓኪስታንምህንድስና🡆 More