ዊኪፐድያ ብትግርኛ ሕታም ብትግርኛ ዊኪፐድያ እዩ። ከምቲ ብኻልኦት ቋንቋታት ዝጸንሑ ሕታማት ዊኪፐድያ፣ ብናጻ ትሕዝቶ ዝሓዘ ኢንሳይክሎፐድያ ኮይኑ፣ ኣብ ኢንተርነት ብናጻ ፍቓዳት CC BY-SA 3.0ን GFDLን ዝሕተም እዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን 297 ጽሑፋት ዘለዎ ኮይኑ፣ ብወለንታውያን ተጠቀምቲ ዝተጻሕፈ እዩ፣ ማለት ዝኾነ ሰብ ንሓደ ጽሑፍ ኣርቲዑ፣ ክእርሞ ወይ ከስፍሖ ይኽእል። እቶም ኣገልገልቲ ብመሰረት ዊኪሜድያ ዝምራሕ ኮይኑ፣ እዚ ንመኽሰብ ዘይሰርሕ ትካል ኮይኑ፣ ምወላኡ ብቐንዱ ኣብ ወፈያታት ዝተመርኮሰ እዩ።
ዊኪፐድያ ብትግርኛ | ||
---|---|---|
ኣርማ ዊኪፐድያ ብትግርኛ | ||
ቋንቋ | ትግርኛ | |
ዕለተ ፍጥረት | 24 ለካቲት 2004 (20 ዓመታት፣ 2 ኣዋርሕን 4 መዓልታትን) | |
ጽሑፋት | 297 | |
ዝተመዝገቡ ተጠቀምቲ | 9,799 | |
ጠቕላላ ገጻት | 2,911 | |
ከባብያዊ ፋይላት | 0 | |
ti.wikipedia.org | ||
ዊኪፐድያ ብትግርኛ 9,799 ተጠቀምቲ ኣለዉዎ፣ ካብዚኦም እቶም 12 ንጡፋት እዮም።
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ዊኪፐድያ ብትግርኛ, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.