ኮሮናቫይረስ

ኮሮና ቫይረስ (እንግሊዝኛ Coronavirus) ክንብል ከለና፣ ኣብ 2019/2020 ዝተረኽበ ዓይነት ህማም (ቫይረስ) እዩ። ኣብ 2020 ሰብ ኣንቀጥቂጡ ዘሎ ህማም ድማ እዩ። ኮሮና ዋላ'ኳ ቀታሊ ዓይነት ቫይረስ እዩ እንተ በልናዮ፣ ወይ ካብ 80 ዓመት ንላዕሊ ኢኻ፣ ወይ ካልእ ሕማም ኣለካ። ንኣብነት፣- ሽኮርያ፣ ደም ዋህዲ፣ ደም ብዝሂ ወዘተ። ብዝተረፈ ግን፣ እንተ ተጠንቂክቃ፣ ዝሓዊ ሕማም እዩ። ከም በዓል ሕማም ቫይረስ ኢቦላ ግን ኣይኮነን። ብኸመይ መጽዩ፣ ብከመይ ክንከላከሎ ንክእል፣ ድማ ቀጺለ ክሕብረኩም እየ።

ኮሮናቫይረስ

መምጽኢ ኮሮና ቫይረስ

ኮሮና ቫይረስ፣ ቀንዲ መምጽኢኡ ኡኳ 100% ብከመይ ከም ዝመጸ አንት ደይ ተፈልጠ፣ 92% ግን ካብ መንካዕ ከም ዝኾነ፣ ተመራመርቲ ኣረጋጊጾም ኣለዉ። ቦታ መምጽኢኡ ድማ፣ ካብ ዉሃን ዝበሃል ቦታ ኣብ ቻይና ትርከብ ዓዲ ከም ዝመጸ ተረጋጊጹ ኣሎ። ኣብ ዉሃን፣ ዘይ ሕጋዊ ነገር ስለ ዝገብሩ፣ ንኣብነት ዘይ ግፈፍ ዓሳ ገፊፎም እንዳ በልዑ፣ ድማ ነዚ ቫይረስ ኣብ ዓለም ሕደገኛ ኮይኑ ከም ዘሎ ድማ ጌሮም። ኮሮና ቫይረስ፣ ድሕሪ ነዊሕ ምምርማር፣ ቅድሚ ሕጂ ውን ከምኡ ዓይነት ቫይረስ ከም ዝነበረ ተረጋጊጹ ኣሎ። እቲ ናይ ቀደም ቫይረስ ድማ ማራ ሓደገኛ ኔሩ። እቶም ክልተ ናይ ቀደም ቫይረስ ድማ፣ ሳርስ፣ መርስን ይበሃሉ። እዚ ናይ 2020 መጽዩ ዘሎ ኮሮናቫይረስ ድማ፣ ኮቪድ19 ተባሂሉ ይጽዋዕ። ንምንታይ ኮቪድ19 ይበሃል ዝብል ሕቶ እንተ'ለኩም፣ ኣብ 2019 ስለ ዝተረኽበ ሕማም እዩ።


ኮሮናቫይረስ 

ኮሮናቫይረስ ከመይ ጌርና ንከናኸኖ

  • ካብ 80 ሓሊፍካ፣ ወይ ሽኮርያ ሓሚምካ ማለት፣ ግድን ትመውት ማለት ኣይኮንካን። ምክንኻን ግን ኣዝዩ ከድልየካ እዩ። ብኸመይ ንከናከኖ እንተ ደኣ ኢልና፣ ኩሉ ግዜ፣ ካብ ዝመጻካ መጺካ ብርሑቅ ይኹን ብቀረባ፣ ኢድካ ብማይን ሳምናን ጌርካ፣ ናስታት 20 ሰከንድ ዝከውን ኣጽሪኻ ክትሕጸቦ ኣለካ። ከምኡ ድማ፣ ሰላምታ ምስ ሰብ፣ ብዝተኻእለካ መጠን ከተቋርጾ ኣለካ። እንተ ተካኢሉ ውን፣ ጠቅላላ ሰላም ኣይትበል። ብጉሩብ ኮንካ በሓንሳብ ኣብ ጽርግያ ምዝዋር ውን ኣዝዩ ሓደገኛ ክከውን ይኽእል እዩ። ብዝተካለካ መጠን ካብ 1,5ሜ ክተራሓሓቅ ክትክእል ኣለካ። ነዚ ብምግባር፣ ኮሮናቫይረስ ከይሕዘካ፣ ክተከናከን ኢኻ።

Tags:

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ማክዶናልድስቋንቋ እስጳንኛ14ማሪኡፖልቮልፍጋንግ አማዴኡስ ሞፃርትGrace Wanህንዲሞሪታኒያማሊሓጋጊ ኣካልዋርሳውኣምስተርዳምርእሰ ከተማዲሞክራሲዮሃን ሰባስትያን ባኽ60ኣፍጋኒስታንምጽዋዕRepublic of Indiaቛንቋ ስጳንኛሞንጎልያዛንታ ፍቕሪ (ደርፊ ተይለር ስዊፍት)ዩክሬንኣቶማት6IndiaFascist mysticismኤውሮጳናይጀርዞባ ደቡብስፖርትኣርጀንቲናኣብርሃም ኣፈወርቂ13ስታርሊንግዊኪፔድያ2019-2020 ኮሮናቫይረስ ለብዒቱኒዝያUnited Statesኮሎምብያቛንቋ ኣምሓርይናፖለቲካኤስያድርብ ቋንቋነት🡆 More