ማክዶናልድስ: ኣብ ቅልጡፍ መግቢ ዝነጥፍ ኣመሪካዊ ሰንሰለት ኣብያተ መግቢ

ማክዶናልድስ (ብእንግሊዝኛ፦ McDonald's)፣ ኣብ ቺካጎ፣ ኢሊኖይ ዋና ቤት ጽሕፈቱ ዘለዎ ኣመሪካዊ ሰንሰለት ኣብያተ መግቢ ቅልጡፍ መግቢ እዩ። ቀንዲ ፍርያቱ ድማ ሃምበርገራት፣ ቅልዋ ድንሽ፣ ዝርዝር መግቢ ቁርስን ልስሉስ መስተታትን እዮም። ኣብ መዓልቲ ንኣስታት 68 ሚልዮን ዓማዊል የገልግል፣ ኣብ ልዕሊ 36 ሽሕ ትካላት ኣብ 118 ግዝኣታትን ሃገራትን ዓለም።

ማክዶናልድስ
ማክዶናልድስ ኮርፖሬሽን (McDonald's Corporation)
ማክዶናልድስ: ኣብ ቅልጡፍ መግቢ ዝነጥፍ ኣመሪካዊ ሰንሰለት ኣብያተ መግቢ
ማክዶናልድስ: ኣብ ቅልጡፍ መግቢ ዝነጥፍ ኣመሪካዊ ሰንሰለት ኣብያተ መግቢ
ዓይነት ህዝባዊ ኩባንያ
ኢንዱስትሪ ቅልጡፍ መግቢ
መሰረት 15 ግንቦት 1940 (83 ዓመታት) ኣብ ሳን በርናርዲኖ፣ ካሊፎርንያ።
ማክዶናልድስ ኮርፖሬሽን፣ 1955 ኣብ ደስ ፕሌይንስ፣ ኢሊኖይ።
መስራቲ
  • ሪቻርድን ሞሪስ ማክዶናልድን
ዋና ቤት ጽሕፈት ባንዴራ ኣመሪካ ቺካጎ፣ ኢሊኖይ፣ ኣመሪካ
ቦታ ስራሕ ዓለምለኻዊ
ዋና ፈጻሚ ስራሕ ክሪስ ኬምፕዚንስኪ
ፍርያት ሃምበርገራት፣ ቅልዋ ድንሽ፣ ናጌት ደርሆ
እቶት 23.223 ቢልዮን ዶላር ኣመሪካ
ወናኒ The Vanguard Group፣ BlackRock ከምኡ’ውን State Street Corporation
ሰራሕተኛታት +420,000 (2016)
መስተማእዛኒታት 41°50′06″ሰ 87°56′40″ምዕ / 41.835, -87.944444444444
መርበብ ሓበሬታ www.mcdonalds.com

Tags:

ሃምበርገርኣመሪካእንግሊዝኛ

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ቱርኪኣፍጋኒስታንጸሓይታሪኽኮሎምብያኢጣልያቻይናኤርትራ ኤርትራ ኤርትራመጽሓፍ ቅዱስሰሉሰጽፍሓት መሬትኬንያጊንዳዕባንግላደሽኤርትራቋንቋ ሃገርማካውፌስቡክሩስያደቡብ ኣመሪካኢንተርነትመቐመጢ ልብሲሞልዶቫኖርወይነዊሕን ቀጢንንGrace Wanሃይማኖትኣዲስ ኣበባ ስታድየምካልኦት ሓበሬታታትሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዩጎዝላቭያበርበረትምህርቲ ትግርኛ ብርሑቕግሪክኣግኣዝያንእንስሳዶክተርመበገሲ ገጽህንዲትግርኛፍልስጤምጉግል ስትሪት ቪውክልል ትግራይISO 3166-1ኣፍሪቃቋንቋ እንግሊዝኛ🡆 More