ማክዶናልድስ (ብእንግሊዝኛ፦ McDonald's)፣ ኣብ ቺካጎ፣ ኢሊኖይ ዋና ቤት ጽሕፈቱ ዘለዎ ኣመሪካዊ ሰንሰለት ኣብያተ መግቢ ቅልጡፍ መግቢ እዩ። ቀንዲ ፍርያቱ ድማ ሃምበርገራት፣ ቅልዋ ድንሽ፣ ዝርዝር መግቢ ቁርስን ልስሉስ መስተታትን እዮም። ኣብ መዓልቲ ንኣስታት 68 ሚልዮን ዓማዊል የገልግል፣ ኣብ ልዕሊ 36 ሽሕ ትካላት ኣብ 118 ግዝኣታትን ሃገራትን ዓለም።
ማክዶናልድስ | ||
---|---|---|
ማክዶናልድስ ኮርፖሬሽን (McDonald's Corporation) | ||
ዓይነት | ህዝባዊ ኩባንያ | |
ኢንዱስትሪ | ቅልጡፍ መግቢ | |
መሰረት | 15 ግንቦት 1940 (83 ዓመታት) ኣብ ሳን በርናርዲኖ፣ ካሊፎርንያ። ማክዶናልድስ ኮርፖሬሽን፣ 1955 ኣብ ደስ ፕሌይንስ፣ ኢሊኖይ። | |
መስራቲ |
| |
ዋና ቤት ጽሕፈት | ቺካጎ፣ ኢሊኖይ፣ ኣመሪካ | |
ቦታ ስራሕ | ዓለምለኻዊ | |
ዋና ፈጻሚ ስራሕ | ክሪስ ኬምፕዚንስኪ | |
ፍርያት | ሃምበርገራት፣ ቅልዋ ድንሽ፣ ናጌት ደርሆ | |
እቶት | 23.223 ቢልዮን ዶላር ኣመሪካ | |
ወናኒ | The Vanguard Group፣ BlackRock ከምኡ’ውን State Street Corporation | |
ሰራሕተኛታት | +420,000 (2016) | |
መስተማእዛኒታት | 41°50′06″ሰ 87°56′40″ምዕ / 41.835, -87.944444444444 | |
መርበብ ሓበሬታ | www.mcdonalds.com | |
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ማክዶናልድስ, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.