Search results for
Create the page "ዓዲ+ቀይሕ" on this wiki! See also the search results found.
ዓዲ ቐይሕ ከተማ ዞቧ ደቡብ ዓዲ ቐይሕ ናይ ንግዲ ከተማ ኮይና ኣብ ኤርትራ, ፻፲ ኪሎሜተር ካብ ኣስመራ ሪሒቓ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኤርትራ ትርከብ ከተማ እያ። ኣብ ናይ ፳፭፻ ሜትሮ ጽፍሒ ባሕሪ ተደኲና ትርከብ ምጭውቲ ከተማ ዓዲ ቐይሕ ከባቢ... |
ዞባ ደቡብ መንደፈራ ማይ ምነ ሰንዓፈ ሰገነይቲ ኩዶ ብዕር ዓረዛ ዓዲ ቀይሕ ዓዲ ዃላ ደቀምሓረ ድባርዋ ጸሮና እዋእ ኣንቱም ሰባት ኣነ ምስ እዛ ሓፍቲ ብናይ ዓይኒ ቪዶ ፍቅራ እንበር ዓቢደ በጃኹም እባ መልስኹም ሓልየትኩም ኣይፈለየኒ ጉድ... |
ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ (ENFF) ይቆጻጸር። ሳጓ ድማ ኣወዳት ቀይሕ ባሕሪ ’ ዩ ዝወሃቦ። ናብ ፍጻመ ዋንጫ ዓለምን ዋንጫ ኣፍሪቃን ሓሊፋ ኣይትፈልጥን ። ናይ ውሽጢ ዓዲ ክለብ ቀይሕ ባሕሪ FC ቀንዲ ኣቕራቢ ሃገራዊት ጋንታ እያ፣ እታ ጋንታ... |
ገዛ ጉረቶምን ሸለለን ግና ካብ ካልእ ቦታ ዝነገዱ እዮም:: ብዛዕባ ነበራ ምስ መግዛእቲ ኣሉላ ናብ ከባቢ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ክቅመጡ ተገዲዶም ኣብ ጉልዒ ዝብሃል ዓድን ብድሕሪ ቤት ገርግሽ ዘሎ ኣጻድፍ ክነብሩ ወሲኖም ብዙሓት ካብኦም ኣብ... |
ሰንዓፈ ሓደ ካብቶም ዓሰርተው ክልተ ምምሕዳራዊ ወረዳታት ዞባ ደቡብ ኮይኑ ብሰሜን ምስ ዓዲ-ቀይሕ፡ ብምዕራብ ምስ ጸሮና፡ ብምብራቕ ምስ ሰሜናዊ ቀይሕ-ባሕሪ፡ ብደቡብ ድማ ምስ ኢትዮጵያ ትዳወብ። ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ኣስታት ክልተ ሚኢቲ (... |
ብዘይምንባሩ፣ ህዝቢ ተኣኪቡ ዉሁድ መኸተ ከካይድ ኣዝዩ ይኸብዶ ነበረ። ድሕሪ ተደጋጋሚ ወራርን ደም ምፍሳስን ዓበይቲ ዓዲ ተኣኪቦም ኣስፊሖም መኸሩ፣ ተዛተዩ፣ ተመዓዓዱ'ሞ ድሕሪ ነዊሕ ምምኽኻር ዓደ ኣቡኦም ኣሕሊፎም ንኸይህቡ ጸጸር ተወሓሓጡ።... |
ቀላይ ኣባያ ሓያሎ ተርማል ውዑይ ምንጪታት ዝርከቡ ኮይኖም፡ ዝፈልሐን ዝፍልፍልን ማይ ኣለዎም። ሓመድ ወላይታ ከቢድ ቀይሕ ሕብሪ ዘለዎ ኮይኑ ኣብ እዋን ዝናብ ቡናዊን ጸሊምን ኮይኑ ስብርባርን ምልስላስ ሑጻን ኣለዎ። እቲ ደረቕ እዋን ነቲ... |