ቬኔዝዌላ: ኣብ ሰሜናዊ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር

ቬኔዝዌላ ()፣ ብወግዒ ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ ()፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ካራካስ እያ።

ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ
ኣባል ሃገር ሕብረት ሃገራት ደቡብ ኣመሪካ

ቬኔዝዌላ: ኣብ ሰሜናዊ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ቬኔዝዌላ: ኣብ ሰሜናዊ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር
ኣርማ

ሃገራዊ ጭርሖDios y Federación
(«ኣምላኽን ፈደረሽንን»)
ሃገራዊ መዝሙርGloria al Bravo Pueblo

ቬኔዝዌላ: ኣብ ሰሜናዊ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር

ርእሰ ከተማ ካራካስ
ቬኔዝዌላ: ኣብ ሰሜናዊ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር

10°30′00″ሰ 66°56′00″ምዕ / 10.5, -66.933333333333 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ
ዜግነት ህዝቢ ቬኔዝዌላዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ኒኮላስ ማዱሮ
(ብኸፊል ኣፍልጦ ረኺቡ)
ህዋን ጓይዶ
(ብኸፊል ኣፍልጦ ረኺቡ)
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ቬኔዝዌላ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ካብ ስጳኛ
 • ካብ ዓባይ ኮሎምብያ

5 ሓምለ 1811
13 ጥሪ 1830
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 3.2
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2022) 28,866,000 ተቐመጥቲ
ባጤራ ቦሊቫር (VES)
ዞባ ግዜ UTC -4
ኮድ ኣይሶ 862 / VEN / VE
ዓውዲ ኢንተርነት .ve
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +58
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ VEN ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ ስፍሓት መሬት ኣለዋ።

እቲ ሕጂ ቬኔዝዌላ ተባሂሉ ዝፍለጥ ግዝኣት ኣብ መንጎ ተቓውሞ ኣመሪንዳውያን ህዝብታት ብስጳኛ ብ1522 እያ ተገዚኣ።

Tags:

ርእሰ ከተማካራካስደቡብ ኣመሪካ

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ፈረንሳዛምቢያግሪክሮማንያኣቦን ወድን ኣድጎምንእናጐየየ ከይዱህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕንኣግኣዝያንኤርትራ ኤርትራ ኤርትራሞሪታኒያፍልስጤምኢትዮጵያኣንበሳን ኣንጭዋንቸስስነ-ኮኾብታሪኽቲቪካሮቲኣውቶቡስጋናGrace Wanሳሞአእንስሳዋንጫ ኣፍሪቃ 2021ደቡብ ኣፍሪቃዓቃል ምስ ህዉኽጀርመንብጫ ረስኒቋንቋ እብራይስጢሕክምናምስልምናእናዘለለ መጺኡዝረስሐ ምጽራይኤስዋቲኒኢራንኣፕል ኢንክዩክሬንካሊጎላግብጺስፖርትርእሰ ከተማቱኒዝያሆንግ ኮንግIsaias Afwerki🡆 More