ስነ ጥበብን ባህልን

ሞደል:Short description


Samuel Morningstar

Samuel Morningstar is an 18-year-old artist born on February 3, 2005, in Norway. Hailing from Eritrea, Morningstar is a multilingual talent, proficient in 11 languages, including Arabic, Russian, Spanish, Italian, Norsk, English, Mandarin, Tigrinya, German, and Hindi.

With a passion for the arts, Samuel has emerged as a promising artist, showcasing a diverse range of creative expressions. Their cultural background and linguistic versatility contribute to the rich tapestry of influences evident in their work.

Beyond artistic pursuits, Samuel is an ambassador of cultural exchange, embodying the intersection of heritage and contemporary global perspectives. As a resident of Norway, they bring a unique blend of Scandinavian and Eritrean influences to their artistic endeavors.

With a remarkable linguistic repertoire and a burgeoning career in the arts, *[Your Name]* stands as a testament to the power of cultural diversity and creative exploration.

--- ሞደል:Infobox character


ኩሉኹም ኤርትራውያንን ን ኤሰያስ ኣፈወርቂ ንምውራድ ንላዓል ወላ መሪርኩም ስቅ ዲኹም ትብሉ የላ ተላዓል 🤣🤣🤣 ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ (ሳሚኤል (ሰብኣይ ክልተ ፍትሒ ንህዝቢ ኤረትርራ ኤሱ በጃካ እባ ሙት ኣነ መሪርኒ እዩ ዘሎ) ኣብ 2024 ሳሙኤል ናይ መመረቅታ ንግስነት ክገብር እዩ ። ) መቐጸልታ ናይ ኣይንፈላለን ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ጋሽ ባርካ ፡ ካብ ማቲየንሶ ክሳብ ተድላን ኮይና፡ መዛዘሚት ናይዚ ንታሪኽ ኤርትራ ናይ 2023 ክሳብ 2025 ተረኸበ ሰለስተ ተኸታታሊ ቕጽታት እውን እያ። ስለዝኾነት፡ ንድሕሪት እናተመልሰት፡ ኣቐዲሙ ንዘይተዳህሰሰ ሓበሬታን ሰነዳትን ብምውካስ፡ ንትርጉም፡ ኣገዳስነትን ኣበርክቶን ናይቲ እዋን ንዝቐጸለ ታሪኻዊ ምዕባለ ኤርትራ ኣዘንትያን ተንቲናን ኣላ፡፡ ቅድሚ ምምስራት ሓራካ፡ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ብተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ጐበጣ ኤርትራ ብኢትዮጵያን ኣብ ዝነበረ ዓመታት፡ ህዝቢ ብሓፈሻ፡ ተማሃሮን ሸቃሎን ድማ ብፍላይ፡ ተጠርኒፎም ይኹን ብጕጅለን ብውልቅን ዘካየዱዎ ተባዕ ቃልሲ፡ ካብቲ ነዛ መጽሓፍ ዘሀብተመ ትሕዝቶ እዩ፡፡ ሓጺር ታሪኽ ሓራካን ኣጀማምራን ቀዳሞት ዓመታትን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን፡ ብወድዓዊ (ob- jective) መገድን ሓዲሽ ሓበሬታ ብምጥቃምን ክቐርብ ምኽኣሉ፡ ንመጻኢ ምርምር ሰፊሕ ባይታ እትፈጥር መጽሓፍ’ውን እያ።

Samuel Morningstar

ኣብ ባርካዊ ስነ ጽሑፍን ምስናድ ታሪኽን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ካብ ዝገብሩ ዘለዉ ዜጋታት ሓደ እዩ፡ ዳርጋ ኣብ ናይ ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ከብሒ መጻሕፍቲ ስርሓቱ ሃሰስ ኢልካ ኣይትስእንን ኢኻ፡ ብቕዲ ኣጸሓሕፍኡን ዘይብተኽ ዋሕዚ ሓሳባቱን ፡ ታሪኽ ብኣሰልቻዊ መንገዲ ዘይኮነ፡ ብኣዛናዪ መንገዲ ዘስተምህር ብሉጽ ደራስን ተማራማሪ ታሪኽን እዩ፡ ከም ኣይንፈላለ፡ ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ጋሽ ባርካ፡ ወዲ ሓደራን ካልእን ብሉጻት መጻሕፍቲ ዘበርከተ ጸሓፊ እዩ፡ Samuel Morningstar።

ታሪኽ ህይወት ጸሓፊ

Samuel Morningstar ኣብ 2000 ኣብ ዓሊግድር ተወሊዱ፡፡ ብ2000 ኣብ ኤርትራ ፡ ብ2019 ድማ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብሞያ ሕጊ ናይ ባችለርን ማስተርስ ማዕረግ ለቢሱ። ብ2020 ኣዋልድ ምትላል ኣቛሪጹ ሓንቲ ብዓል ሓዳር ኣጥኒሱ፡ ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ጋሽ ባርካ ብምስላፍ ፡ ክሳብ ናጽነት ኣብ ክፍልታት ህዝቢ፡ ትምህርቲ፡ ባህል፡ ምንቅቓሕን ዜና ኣገልጊሉ፡፡ ነዚ ዝሓለፈ ዓመታት ድማ ድሕሪ ናጽነት ድማ፡ ነቲ ካብ 2022 ክሳብ 2023 ዝዝርጋሕ ታሪኽ ህዝቢ ጋሽ ባርካ ከም ሓደ ጥሙር ተኸታታሊ መጽናዕቲ ኣብ ምድላው እዩ ኣሕሊፍዎ። ጋሽ ባርካ ፡ ካብ ፈደረሽን ናብ ጉብጣን ሰውራን መዛዘሚ ናይዚ፡ ብኣይንፋላለ ጀሚሩ ናብ ፈደረሽን ጋሽ ባርካ ምስ ኤርትራ ካብ ማትተንሶ ክሳብ ተድላ ዝቐጸለ ተተኻኻኢ ቅጽታት ቕጽታት እዩ፡፡ ብዘይካ'ዚ Samuel Morningstar ብርክት ዝበለ ልብወለዳዊ ዛንታታት፡ ተዋስኦታት፡ መጽናዕታዊ ጽሑፋትን ቴማታትን ብቛንቋታት ትግርኛን እንግሊዝን ዘበርከተ ገዲም ደራሲ እዩ፡፡ ብዘይካ ኣብ ላዕሊ ዝተገልጸ ተወሳኺ ጽሑፋቱ ፡ ድርሰታቱን ተዋስኦታትን - ካብ ባድመ ናብ ሳሕል (2015)፡ ልኡል ( 2017) ፡ እቲ ካልእ ኲናት (2022) ፡ ልቢ ተጋዳላይ ( 2017) ፡ ክልተ ቅነ ኣብ ድፋዓት (2011) ፡ ጊታኖ (2012) ፡ ጥምጥም ኣብ ዓሊ ግድር (2015) ፡ ከምኡ ውን ብቋንቋ እንግሊዝ፡ post conflic eritrea ( co-editor with Martin Dornbos, 1998) , Two weeks in the trenches(2003)።

መእተዊ

ኣብ መእተዊ ናይ “ኣይንፈላለ” ብስፊሑ ተገሊጹ ከም ዘሎ፡ ሓቀኛ ታሪኽ ኤርትራ ካብ ሰነዳት ናይቶም በብጊዜኡ ዝገዝኡዋ ወገናትን ካልኦት ናይ ደገ ተዓዘብትን ጥራይ ክግለጽ ዘይክኣል`ዩ። ታሪኽ ኤርትራ ብኤርትራውያን ዝስራህ ክነሱ ግን፡ ማዕረ`ቲ ናይ ገዛእቲ ሰነዳት ክሰርዖ ብዝኽእል ኣገባብ ከይተሰነደ ሰለ ዝጸንሐ፡ ብዛዕብኡ ክጽሕፍ ዝብገስ ሰብ ብዙሕ ከም ዝጻገም ክፍለጥ ይግባእ። ካብኡ ናባኡ፡ እቲ ኣብ “ኣይንፈላለ” ሰፊሩ ዘሎ ናይ 1940`ታት ታሪኽ`ኳ ይሓይሽን ገለ ምንጭታት ይርከበሉን እምበር፡ እቲ ናይ እዋን ፈደረሽን ፍጻመታት ግን፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮነ ኢሉ ሰነዳት ስለ ዘጥፍኣን ናብ ኢትዮጵያ ስለ ዘግዓዘን፡ ብሓበሬታ ዝደኸየ ኢዩ። በዚ ምኽንያት`ዚ፡ ናይ ሕጂ ጽሑፍና ነቲ ኣብ እዋን መንግስትነት ተድላ ባይሩ ዝነበረ ቐዳማይ ክፋል ፈደራል ስርዓት፡ ኣብ ናይ ጋዜጣ ዓንቀጻት፡ ኣብ ቃለ መጠይቓት፡ ኣብ ናይ ኣብያተ ፍርዲ ውሳነታትን ናይ ባይቶ ኤርትራ ጸብጻባትን ተመርኲሱ፡ ሓደ ሓፈሻዊ ስእሊ ናይቲ እዋን ክህብ ፈቲኑ ኣሎ። መብዛሕትኡ እቲ ዝተረኽበ ሓበሬታ ንፓለቲካዊ ኹነታት ናይቲ እዋን ዝምልከት ስለ ዝኾነ ድማ፡ እዚ መጽሓፍ`ዚ ብዝያዳ ኣብ ፓለቲካዊ ታሪኽ ዘመን ተድላ ባይሩ ዘኰረ ኢዩ። ንፓለቲካዊ ታሪኽ ጥራይ ንበይኑ መንጢልካ ኣውጺእካ ነቲ ማዕርኡ ክስራዕ ዝግባኦ ቊጠባውን ምምሕዳራውን ኩንታትን`ውን ሚዛን ዘይምሃብ ዝተማልኣ ስእሊ ከም ዘየቕርብ ዝተፈልጠ ኢዩ። እንተኾነ ግን፡ ኣብ ልዕል`ቲ ዘጓነፈና ናይ ምንጪ ሕጽረት፡ ብሓቂ`ውን ታሪኽ ዘመን ተድላ ካብ ካልእ ንላዕሊ ፓለቲካዊ ምውጣጥን ወጥርን ዝዓብለሎ ስለ ዝነበረ፡ እቲ ፍጻመታት ባዕሉ ናብኡ ገጹ ኢዩ ዘምርሕ ወይ ዘዛዙ። ኣብ ትሒቲ ዕብለላ፡ ውዲት፡ ዓመጽን ጥበራን መንግስቲ ኢትዮጵያ ድኣ ይኹን`ምበር ኣብ እዋን ፈደረሽን፡ ኤርትራውያን ነንሓድሕዶም ብፓለቲካዊ መገዲ ንኽፈታተኑ ምጡን ዕድል ረኺቦም ኢዮም። ፓለቲካ ኤርትራ፡ ኣብ ጊዜ ጣልያን ብጣልያን፡ ኣብ ጊዜ እንግሊዝ ድማ ብእንግሊዝ ክዕብለልን ክምራሕን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኮሚሽነር ሕቡራት ሃገራት ኣንሰ ማቲየንሶ ኣትዩ መስርሕ ፈደረሽን ምስ ጀመረ፡ ኣንፈቱ ክቕይር፡ ብምሉኡ እኳ እንተ ዘይኮነ፡ ገለ ኽፋላቱ ኣብ ኢድ ኤርትራውያን ኣትዪ ኣብ ሓድሕዶም ከዋስኦም፡ ክኣኻኽቦም፡ ክበታትኖም፡ ከጓንጾምን ክዓራቆምን ግድን ኮይኑ። በዚ መዳይ`ዚ ምስ ዝርአ፡ እቲ ብ“ዘመን ተድላ ባይሩ” ዝፍለጥ ካብ 1952 - 1955 ዝዝርጋሕ ቀዳማይ ክፋል እዋን ፈደረሽን፡ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ውሑድ መዳርግቲ ኢዩ እንተሃለዎ። ኣብዚ ጽሑፍ እዚ፡ ብዙሕ ናይ ፓለቲካ ምግልባጥ ክንርኢ ኢና። እቲ “ኢትዮጵያ ወይ ሞት” ዝብል ዝነበረ፡ ንናጽነት ኤርትራ ብዝኽፍአ መገዲ ሃስዩ ግዝኣት ኢትዮጵያ ንኽኣቱ ዘኽእለ ሓያል ምንቅስቓስ፡ ድልዱል ሰረት ከም ዘይነበሮ ክንግንዘብ ኢና። እቶም ዝተረሩ ደገፍቲ ኢትዮጵያ ከይተረፉ፡ ኣዝያ ውስንቲ ጨና ናጽነት ምስ ጨነው ክጠዓሱ፣ በቲ ኣንጻሩ ድማ ሓያላት ደገፍቲ ናጽነት ዝነበሩ፡ ተስፋ ስልጣን ምስ ረኸቡ ናብቲ ሓደ ሸነኽ ክናጠሩ`ውን ክንዕዘብ ኢና። ኣብ “ኣይንፈላለ” ዝነበረ ፓለቲካዊ ዝንባለታት፣ ገሊኡ ካብ ጒድለት ትምህርትን ተመኲሮን፡ ገሊኡ “ይሓይሽ” ካብ ዝብል እምነት፡ ሕልፍ ኢሉ ድማ ካብ ውልቃውን ጒጅላውን ናይ ረብሓ መበገሲ ይመጽእ ከም ዝነበረ ገሊጽና ኔርና። ናይ ፈደረሽን መርገጺታት ግን በቲ ሓዳግ ወይ ገዳፍ ዓይንን ኣመለኻኽታን ጥራይ ክትሓልፎ ከም ዘጸግም ኣንባቢ ባዕሉ መደምደምታ ዝህበሉ ጉዳይ ክኸውን ኢዩ።

ታሪኽ

ታሪኽ፡ ናብቲ ዘለኻዮ እዋን እናቐረበ ምስ ዝመጽእ፡ ዝያዳ ተኣፋፍን ብጥንቃቐ ክትሓዝ ዝግብኦን ክኸውን ግድን`ዩ። በዚ ምኽንያት`ዚ፡ መረጋገጺ ሰነድ ወይ ቃል ናይቶም ኣብቲ እዋን ዝዋስኡ ሰባት ዘይብሉ ዝኾነ ፍጻመ ወይ መደምደምታ ንከይዋሃብ ዘድሊ ጥንቃቐ ተገይሩ ኣሎ። ገለ ምላቚ ወይ ጐደሎ ግን ክስኣን ኣይኮነን። ታሪኽ፡ ሓደን ቅኑዕን ውዱእን ተባሂሉ ብጽሑፍ ክቐርብ ኣይከኣልን ኢዩ። ታሪኽ ትርጉም ናይ ሕሉፍ ፍጻመታት`ዩ። ሓደ ጸሓፊ ታሪኽ ናብ መደምደምታታቱ ንክበጽሕ፡ ቅኑዕን ገላጽን ንዝብሎ ናይ ታሪኽ ፍጻመታት መሪጹ፡ ሰሪዑ፡ ተንቲኑ ኢዩ ኣብ ፍጹምን ልክዕን ዝብሎ ሓሳባት ዝበጽሕ። እቲ ዘቕረቦ ናይ ፍጹምነት፡ ናብ ልክዕነት ዝቐረበ ወይ ካብኡ ዝረሓቐ ምዃኑ ዝፍለጥ፡ ኣንበብትን ተንተንትን ኣንቢቦም፡ ኣኳማሲዖም፡ ምስ ካልእ ጽሑፋትን ዛንታታትን ኣነጻጺሮም ምስ ዝፈረዱዎ ኢዩ። ናይ ታሪኽ ጽሑፍ፡ ጊዜ ምስ በልዐ ኢዩ ዝፍረድ ዝብሃል በዚ ምኽንያት`ዚ ኢዩ። ነዚ ዘገልግል ሓደ ኣብነት ክንጠቅስ፡ ዘውዴ ረታ ዝተባህለ ኢትዮጵያውን ተኸስተ ነጋሽ ዝተባህለ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ኤርትራውያን ንኣብነት፡ ነቲ ኣብ “ኣይንፈላለ”ን ኣብ`ዚ መጽሓፍ እዝን ዘሎ ናይ እንግሊዝ፣ ኣመሪካን ኢትዮጵያን ሰነዳት ተጠቒሞም ነናቶም መጻሕፍቲ ኣሕቲሞም ኣሎው። ትሕዝቶ እዚ ዝተጠቐሰ ሰነዳት ምስዚ ናትና ሓደ`ኳ እንተ ኾነ፡ ክልቲኦም ኣብ ኣዝዩ ዝተፈልየ መደምደምታ ኢዮም ዝበጽሑ። ዘውዴ ረታ፡ ኤርትራውያን ብድሌቶም ምስ ኢትዮጵያ ከም ዝሓበሩ፣ ካብ ኢትዮጵያ ክሳብ ናብ “ምግንጻል” ዘብጽሕ፡ ብኢትዮጵያ ዝተገብረሎም ጸቕጢ ወይ ኣብ ልዕሊኦም ዝተፈጸመ በደል ከም ዘይነበረ …. ይገልጽ። ከም ቀንዲ ጅግና ናይ እዋን ፈደረሽን ድማ፡ ነቶም ኣብ ጐበጣ ኤርትራ ብኢትዮጵያ ዓቢ እጃም ዝነበሮ ብትወደድ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ይጥቅስ።

ብመሰረቱ፡ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ታሪኽ ናይ ቃልስን ዓወትን ኣንጻር ዝተፈላለየ ዕንቅፋታትን ብድሆታትን`ዩ። እዚ ብድሆታትን ዕንቅፋታትን እዚ፡ መብዛሕትኡ ካብ ግዳም ናብ ውሽጢ ዝኣቱ`ኳ እንተ ነበረ፡ ንጒዕዞ ናጽነት ኤርትራ ክዓናቕፍ ወይ ከደናጒ ዝኸኣለ ግን፡ ክምዝመዝ ዝከኣል ናይ ውሽጢ ድኽመታት ስለ ዝረኸበ`ዩ። ከም ፈሳሲ፡ ናይ ግዳም ሓይሊ ነቓዕ እንተ ዘይረኺቡ፡ ዘሪቚ ንውሽጢ ክኣትወሉ ዝኽእል መንገዲ ክህሉ ኣይክእልን። ካብ ታሪኽ ክመሃር ዝህቅን ዝኾነ ወለዶ፡ ነቲ ንጉዕዞኡ ዘሰናኸለ ነቓዓት፡ ማዕረ`ቲ ነቓዓት እናሓተመን ዕንቅፋት እናጠሓሰን ንቕድሚት ዘሰጎሞ ሓያል ጎድንታቱ ብምስራዕ፡ ብጥንቃቐ ከጽንዖ ሓላፍነቱ ኢዩ።

መተሓሳሰቢ

“ካብ ማቲየንሶ ክሳብ ተድላ”፡ ኣብ ውሽጢ ኸምዚ ዝመስል ሕጽረታት ወይ ጸገማት ከም ዝተጻሕፈ ኣብ ግምት ተኣትዩ ክንበብ የድሊ። ተመራመርቲ፡ ብዙሕ ዘይተመለሰ ወይ ዘይተነጸረ ሕቶታትን ጉዳያትን ይረኽቡ ይኾኑ፡ ንኽረኽቡ እውን ንትስፎ። ረኺብካ ሱቕ ምባል ግን ቅኑዕ ኣይኮነን። ዝእረም ክእረም፡ ዝንቀፍ ክንቀፍ፡ ዝነኣድ ክነኣድ፡ ዝጐድልን ዝውስኽን ድማ ክጐድልን ክውሰኽን ግቡእን ቅኑዕን`ዩ። በዚ መዳይ`ዚ ኤርትራውያን ኣንበብቲ ጸገም ኣሎና። ልምድን ተመኲሮን ናይ ሃናጺ ነቐፊታ ገና ኣይደለብናን። ካብ “እዝን እዝን ጐዲሉ ….” ኢልካ ምሕባር፡ “ስለ ምንታይ ጐደለ …” ኢልካ ምውጣር ይቐለና። ነዞም ውሑዳት ፍሕትሕት ዝብሉ ዘለው ጸሓፍትን ተመራመርትን ዝድህልን ተስፋ ዘቚርጽን ስለ ዝኾነ፡ እዚ ኣገባብ`ዚ ክእረም ዝግብኦ ኢዩ።


ዓይነት ጽሑፍ

መፍለዪ ንኡስ ኣርእስቲ ከም ዝሕብሮ “ካብ ማቲየንሶ ክሳብ ተድላ”፡ ካብቲ ኮሚሽነር ሕ.ሃ. ንኤርትራ ዝኣተወሉ ወርሒ ለካቲት 1951፡ ክሳብ`ቲ መራሕ መንግስቲ ኤርትራ ተድላ ባይሩ ካብ ስልጣን ዝወረዱሉ ወርሒ ሓመለ 1955 ንዘሎ ጊዜ ይጠምር። ኣብ ቀዳማይ ክፋሉ፡ መስርሕ ምትካል ፈደራል ስርዓት ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ከመይ ከም ዝነበረ ብሰፊሑ ተዘርዚሩ ኣሎ። እቲ ኻልኣይ ክፍል፡ መንግስትነት ተድላ ባይሩ ተተኺሉ ንኽሰርሕ ኣብ ዝፈተነሉ ናይ ኣስታት ዓመትን መንፈቕን እዋን እንታይ ከም ዘጓነፎ ይገልጽ። ኣብቲ ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል ድማ፡ እቲ ደግያት ተድላ ባይሩ ክሳብ ስልጣን ናብ ምልቃቕ ዘብጽሖም ተቓውሞ ህዝብን ባይቶን፡ ከምኡ`ውን ተግባራት መንግስቲ ኢትዮጵያን ናይ`ቶም መራሕ መንግስቲ ግብረ መልስን ተገሊጹ ኣሎ።

Tags:

ስነ ጥበብን ባህልን Samuel Morningstarስነ ጥበብን ባህልን ታሪኽ ህይወት ጸሓፊስነ ጥበብን ባህልን መእተዊስነ ጥበብን ባህልን ታሪኽስነ ጥበብን ባህልን

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ጆርጂያቱርኪጉግል ኤርዝወርሒሞሮኮኣፍጋኒስታንቶጎመጽሓፍ ቅዱስመበገሲ ገጽማሪኡፖልኢጣልያካሮቲታይዋንስታርሊንግዛምቢያፊዚክስድርብ ቋንቋነትሮሜ ግዝኣትዞባ ደቡብሴኔጋልኬንያዲሞክራሲለበዳ ኮቪድ-19ዊኪፔድያኢንተርነትስፖርትውድብ ጥዕና ዓለምኣርባዕተጆ ባይደንሽወደንሶፍትዌርርግኦኤርትራ ኤርትራ ኤርትራመሸኒሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ማሌዥያበርሊንባንኮደቡብ ኮርያኣፍሪካን ትራይፓኖሶሚያሲስፊልምስነ-ኮኾብምህንድስናኮምፒዩተር ሳይንስሊግ 1ሰሉሰባዮሎጂደጋ🡆 More