ሆንግ ኮንግ

ሆንግ ኮንግ (ኣብ 香港 ቻይና) ሓንቲ ኻብተን ኣብ ቻይና ዚርከባ ኽልተ ፍሉያት ምምሕዳራዊ ዞባታት እያ (እቲ ኻልኣይ ማካው እዩ) ። ኣብ ደቡባዊ ገማግም ቻይና እትርከብ ኰይና ኣብ ኣፍ ፈለግ ፐርልን (ዴልታን) ባሕሪ ደቡብ ቻይናን እያ እትርከብ። እዚ ቦታ እዚ ሓደ ኻብቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ዝለዓለ ህዝባዊ ኵርናዓት እዩ። እዚ ኸኣ ኣብ 1,104 ትርብዒት ኪሎ ሜተር ሸውዓተ ሚልዮን ሰባት ብምሓዝ ኢዩ።

ርፑብሊክ ቻይና‎

香港
ሆንግ ኮንግ ሆንግ ኮንግ
(ባንዴራ) (ኣርማ)
ሓበሬታ
ቋንቋ ሃገር
ርእሲ ከተማ
ብዝሒ ተቀመጥቲ
ሆንግ ኮንግ

Tags:

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ክልል ትግራይናይ ልደት ጽሕዲሓደ ሚሊዮንፉልዶክተርደቡብ ኮርያጽሟቕናይጂሪያጽፍሓት መሬትፈደራላዊ ኩነታትፊዚክስኒው ዘይላንድቦትስዋናኣውስትራሊያጥንሲምህንድስናባንግላደሽቡርኪና ፋሶሰሉሰማርያም ዳግማዊት ንግስቲ ዓዲ እንግሊዝቱርኪMain Pageኣፕል ኢንክህንዲፊልምራሽኛ ፊደልመሸኒአልጀሪያፖለቲካድርብ ቋንቋነትዞባ ወላይታመበገሲ ገጽዳሞንን ፒቲያስንዋርሳውብራዚልትግርኛሓደሊንጓ ፍራንካ ኖቫብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚዳችትግርይናተርጓሚ ጉግልጉሕጓሕኢጣልያ🡆 More