ዩቱብ: ቪድዮታት ንምክፋልን ንምርኣይን ዝሕግዝ መርበብ ሓበሬታ

ዩቱብ (ብእንግሊዝኛ፦ YouTube)፣ ኣመሪካዊ መበቆል ዘለዎ ቪድዮታት ንምክፋል ዝዓለመ መርበብ ሓበሬታ እዩ። ዝተፈላለዩ ናይ ፊልም ክሊፓት፣ መደባት ተለቪዥንን ቪድዮታት ሙዚቃን ዝሓዘ እዩ። ነዚ መድረኽ ትሕዝቶ ዝፈጥሩ ሰባት ብሓፈሻ ዩቱበርስ ተባሂሎም ዝፍለጡ እዮም።

ዩቱብ
ዩቱብ ው.ሓ.ኩ. (YouTube, LLC)
ዩቱብ: ቪድዮታት ንምክፋልን ንምርኣይን ዝሕግዝ መርበብ ሓበሬታ
ዓይነት መድረኽ ቪድዮ ኣብ መስመር
ኢንዱስትሪ ኢንተርነት
መሰረት 14 ለካቲት 2005 (19 ዓመታት)
መስረትቲ Steve Chen
Jawed Karim
Chad Hurley
ዋና ቤት ጽሕፈት ባንዴራ ኣመሪካ ሳን ብሩኖ፣ ካሊፎርንያ፣ ኣመሪካ
ቁልፊ ሰባት ሱዛን ዎጂጽኪ (ዋና ፈጻሚ ስራሕ)
ፍርያት ዩቱብ ፕሪምየም
ዩቱብ ምዩዚክ
ዩቱብ ኪድስ
ዩቱብ ቲቪ
ዩቱብ ጌሚንግ
ዩቱብ ሾርትስ
ወናኒ ኣልፋበት
ሰራሕተኛታት 3,000 (2021)
መርበብ ሓበሬታ
መርበብ ሓበሬታ youtube.com
ምዝገባ ኣማራጽያዊ
ተጠቀምቲ 4.59 ቢልዮን ንጡፋት
ዝርከቡ ቋንቋታት 80

ኣብ ለካቲት 2005 ብሰለስተ ሰራሕተኛታት ፐይፓል ነበር ዝተፈጥረ ኮይኑ፣ ኣብ ጥቅምቲ 2006 ብጉግል ብ1.65 ቢልዮን ዶላር ተዓዲጉ፣ ሕጂ ድማ ከም ሓደ ካብ ትሕተ-ቅርጺ ትካላቱ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ኣብ ኢንተርነት ብዓይነቱ ዝበዝሐ ዝጥቀመሉ መርበብ ሓበሬታ እዩ።

Tags:

ኣመሪካእንግሊዝኛፊልም

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ኣይቮሪ ኮስትድርብ ቋንቋነትዳችመሳርዕ ግብረ-ስጋፖላንድውድብ ጥዕና ዓለምጉሕጓሕዳሞንን ፒቲያስንጉግልእንስሳባዮሎጂመበገሲ ገጽቬኔዝዌላEritreaደቡብ ኣመሪካፖለቲካህንዲትግርኛ ፊደልምስልምናዞባ ወላይታየድምጽ ሳጥንሶማልያዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ቋንቋ ኣደ ፪፬፬፮ቺሌፖሊስዊኪፐድያቱኒዢያቻይናውያንደቡብ ኮርያኣፍሪቃቋንቋ ኣደሃይማኖትኢትዮጵያማርያም ዳግማዊት ንግስቲ ዓዲ እንግሊዝክራርሓደ ሚሊዮንዓሰርተታንዛኒያታሪኽሃገርሱዳንሓረጋትዩትዩብጥንሲጂመይልሞልዶቫማዳጋስካርተርጓሚ ጉግል🡆 More