ኣፍጋኒስታን: ኣብ ኤስያን ዞባ ማእከላይ ምብራቕን እትርከብ ሃገር

ኣፍጋኒስታን (ብፓሽቶ፦ افغانستان‎፣ ብዳሪ፦ افغانستان‎)፣ ብወግዒ እስላማዊ ኢማራ ኣፍጋኒስታን (ብፓሽቶ፦ د افغانستان اسلامي امارت‎፣ ብዳሪ፦ امارت اسلامی افغانستان‎፣ ኣብ ኤስያ፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ እትርከብ ኣኽራን ዝበዝሖ ሃገር እያ። ካቡል ርእሰ ከተማን ዝዓበየት ከተማን እያ።

እስላማዊ ኢማራ ኣፍጋኒስታን
د افغانستان اسلامي امارت  (ፓሽቶ)
امارت اسلامی افغانستان  (ዳሪ)

ኣፍጋኒስታን: ኣብ ኤስያን ዞባ ማእከላይ ምብራቕን እትርከብ ሃገር
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ኣፍጋኒስታን: ኣብ ኤስያን ዞባ ማእከላይ ምብራቕን እትርከብ ሃገር
ሃገራዊ ኣርማ

ሃገራዊ ጭርሖلا إله إلا الله محمد رسول الله
ሃገራዊ መዝሙር፦ دا د باتورانو کور

ኣፍጋኒስታን: ኣብ ኤስያን ዞባ ማእከላይ ምብራቕን እትርከብ ሃገር

ርእሰ ከተማ ካቡል
34°31′58″ሰ 69°09′57″ምብ / 34.532777777778, 69.165833333333 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋታት
ዜግነት ህዝቢ ኣፍጋናዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ እስላማዊ ኢማራ ኣፍጋኒስታን (ብተግባር)
እስላማዊት ሪፓብሊክ ኣፍጋኒስታን (ብሕጊ)
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ኣቀዋውማ፦
 እስላማዊት ሪፓብሊክ
 ውድቀት እስላማዊት ሪፓብሊክ

26 ጥሪ 2004

15 ነሓሰ 2021
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 652,864 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 0
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2023) 39,232,003 ተቐመጥቲ
ባጤራ ኣፍጋኒ (AFN)
ዞባ ግዜ UTC+4:30
ኮድ ኣይሶ 004 / AFG / AF
ዓውዲ ኢንተርነት .af
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +93
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ AFG ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

Tags:

ቋንቋ ፓሽቶኤስያ

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ዋርሳውሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዩጎዝላቭያቱርኪኮሎምብያግብጺቺታዓረብኛስሳክታበታት ሸሮኽተርጓሚ ጉግልርእሰ ከተማባንዴራሃገርኣይቮሪ ኮስትታላሓደማክዶናልድስቋንቋ ኣምሓርኛጽሟቕፓኪስታንኣፍሪቃምስልምናብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚጋናሕቡራት ሃገራትሓሽራደቡብ ኮርያውጥረት-ግዴታዊ ጸገምISO 3166-1ፖሊሽመጽሓፍ ቅዱስውድብ ጥዕና ዓለምEritreaGrace Wanኢንዶኔስያዚምባብዌጃፓንሰንዓፈዩትዩብናይጂሪያሊግ 1ኢጣልያፊልምዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ቋንቋ ኣደ ፪፬፬፮ኣፕል ኢንክSocial omsorgሃገራዊ መዝሙርኩሽ (መጽሓፍ ቅዱስ)ህንዲሓረጋትሶማልያካርማሃይማኖት🡆 More