ሓቀኛ ቤተክርስትያን የሱስ

እቲ “ሓቀኛ ቤተክርስትያን የሱስ” ሓደ ነጻ ዝዀነ ቤተክርስትያን ኰይኑ፡ ብ1917 ዓ.ም.

ኣብ በይጂንግ፡ ቺና ዝቘመ ኢዩ። ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ 48 ሃገራትን ሽዱሽተ ክፍሊ ዓለማትን ኣስታት 2,5 ሚልዮን ዝዀኑ ኣባላት ኣለዉዎ። እዚ ቤትክርስትያን እዚ ኣካል ናይቲ ኣብ መበል ዕስራ ክፍለ ዘመን ዝተቐልቀለ ጕጅለ ክርስትያናዊ ፕሮተስታንት ኢዩ። ዕላማኡ፡ ቅድሚ ካልኣይ ምጽኣት ክርስቶስ ንዅለን ሃገራት ወንጌል ንምስባኽ ኢዩ።

እተን ዓሰርተ ቀንዲ እምነታት ናይ’ዚ ቤተክርስትያን እዘን ዚስዕባ ኢየን፡-

  1. መንፈስ ቅዱስ
  2. ጥምቀት
  3. ሕጽበተ-እግሪ
  4. ቅዱስ ቍርባን
  5. መዓልቲ ሰንበት
  6. የሱስ ክርስቶስ
  7. መጽሓፍ ቅዱስ
  8. ድሕነት
  9. ቤተክርስትያን
  10. መወዳእታ ፍርዲ

Tags:

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ኢራንሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ህንዲየድምጽ ሳጥንራሽኛ ፊደልባንዴራ ኤርትራጀርመንኲናት ናጽነት ኤርትራዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ቋንቋ ኣደ ፪፬፬፮ምስሪሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዩጎዝላቭያሞልዶቫጉሕጓሕድርብ ቋንቋነትMain Pageሓደፖሊስኵነት ነገርኣስቻለው ታመነሶማልያሱዳንኣመሪካቋንቋ እንግሊዝኛቸስመሸኒኤስያአልጀሪያመበገሲ ገጽናይ ልደት ጽሕዲቺታሩስያEritreaሃገራውነትሊንጓ ፍራንካ ኖቫማሊእንስሳዩትዩብቡርኪና ፋሶስዊዘርላንድዊኪፐድያመለንዛናISO 3166-1ኢንዶኔስያርእሰ ከተማኤርትራ ኤርትራ ኤርትራቻይናውያንውጥረት-ግዴታዊ ጸገምሆንግ ኮንግምስልምና🡆 More