ሆንግ ኮንግ

ሆንግ ኮንግ (ኣብ 香港 ቻይና) ሓንቲ ኻብተን ኣብ ቻይና ዚርከባ ኽልተ ፍሉያት ምምሕዳራዊ ዞባታት እያ (እቲ ኻልኣይ ማካው እዩ) ። ኣብ ደቡባዊ ገማግም ቻይና እትርከብ ኰይና ኣብ ኣፍ ፈለግ ፐርልን (ዴልታን) ባሕሪ ደቡብ ቻይናን እያ እትርከብ። እዚ ቦታ እዚ ሓደ ኻብቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ዝለዓለ ህዝባዊ ኵርናዓት እዩ። እዚ ኸኣ ኣብ 1,104 ትርብዒት ኪሎ ሜተር ሸውዓተ ሚልዮን ሰባት ብምሓዝ ኢዩ።

ርፑብሊክ ቻይና‎

香港
ሆንግ ኮንግ ሆንግ ኮንግ
(ባንዴራ) (ኣርማ)
ሓበሬታ
ቋንቋ ሃገር
ርእሲ ከተማ
ብዝሒ ተቀመጥቲ
ሆንግ ኮንግ

Tags:

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ዋንጫ ኣፍሪቃ 2021ጥዕና ሳይንስቦጎታዓለምለኻዊ ስርዓት ኣሃዱታት መለክዒኢመይልጉግል መጻሕፍቲስነ-ኮኾብኤስዋቲኒካሊጎላታንዛኒያፊልምቋንቋ እንግሊዝኛሓጋጊ ኣካልባንግላደሽመጓዓዝያኮሎምብያመቐለኢትዮጵያዩክሬንናይጀርአልጀሪያሞሆኖቴሄሃጊሂላሃኣቦን ወድን ኣድጎምንኡራጓይሃይማኖትሳን ማሪዮጋናሓደ ሺሕሜክሲኮስዑዲ ዓረብኣውስትራሊያኒው ዘይላንድጉግል ስትሪት ቪውUnited Statesሃገራዊ መዝሙርሶፍትዌር ምህንድስናቋንቋ ትግርኛቱርኪሰሉሰኣውቶቡስማድሪድዲኔፕሮነብርን ወኻርያንማካውባምቡላሕማም ቫይረስ ኢቦላ🡆 More