እቲ “ሓቀኛ ቤተክርስትያን የሱስ” ሓደ ነጻ ዝዀነ ቤተክርስትያን ኰይኑ፡ ብ1917 ዓ.ም.
ኣብ በይጂንግ፡ ቺና ዝቘመ ኢዩ። ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ 48 ሃገራትን ሽዱሽተ ክፍሊ ዓለማትን ኣስታት 2,5 ሚልዮን ዝዀኑ ኣባላት ኣለዉዎ። እዚ ቤትክርስትያን እዚ ኣካል ናይቲ ኣብ መበል ዕስራ ክፍለ ዘመን ዝተቐልቀለ ጕጅለ ክርስትያናዊ ፕሮተስታንት ኢዩ። ዕላማኡ፡ ቅድሚ ካልኣይ ምጽኣት ክርስቶስ ንዅለን ሃገራት ወንጌል ንምስባኽ ኢዩ።
እተን ዓሰርተ ቀንዲ እምነታት ናይ’ዚ ቤተክርስትያን እዘን ዚስዕባ ኢየን፡-
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ሓቀኛ ቤተክርስትያን የሱስ, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.