ጀርመን: ኣብ ማእከላይ ኤውሮጳ እትርከብ ሃገር

ጀርመን (ብጀርመንኛ፦ Deutschland፣ ኣደማምጻ፦ /ዶችላንድ/ ( ስማዕ))፣ ብወግዒ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን (ብጀርመንኛ፦ Bundesrepublik Deutschland ኣደማምጻ፦ /ቡንደስረፑብሊክ ዶችላንድ/ ( ስማዕ))፣ ኣብ ማእከላይ ሰሜናዊ ኤውሮጳ እትርከብ ብሰሜን ብወገን ምስ፣ ደንማርክ፣ ብወገን ምብራቕ ምስ ፖላንድ፣ ብምብራቕ ምስ ሪፓብሊክ ቸክ፣ ብደቡባዊ ምስ ኣውስትርያን ስዊዘርላንድ ብምዕራብ ምስ ፈረንሳን በልጅዩምን ሉክሰምበርግን፤ ከምኡውን ኔዘርላንድ እትዳውብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ በርሊን እያ።

ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን
Bundesrepublik Deutschland
ሃገር ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት

ጀርመን: ኣብ ማእከላይ ኤውሮጳ እትርከብ ሃገር
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ጀርመን: ኣብ ማእከላይ ኤውሮጳ እትርከብ ሃገር
ኣርማ

ሃገራዊ ጭርሖEinigkeit und Recht und Freiheit
(ብጀርመንኛ፦ «ሓድነትን ፍትሕን ናጽነትን»)
ሃገራዊ መዝሙርDas Lied der Deutschen
(ብጀርመንኛ፦ «ደርፊ ጀርመናውያን»)

ጀርመን: ኣብ ማእከላይ ኤውሮጳ እትርከብ ሃገር

ርእሰ ከተማ በርሊን ጀርመን: ኣብ ማእከላይ ኤውሮጳ እትርከብ ሃገር
50°44′02″ሰ 7°05′59″ምብ / 50.733888888889, 7.0997222222222 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ጀርመንኛ
ዜግነት ህዝቢ ጀርመናዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፈደራላዊት ፓርላማዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ፍራንክ-ቫልተር ሽታይንማየር
 • ቻንስለር ኦላፍ ሾልዝ
ሓጋጊ ኣካል Bundesrat
German Bundestag ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 357,022 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 1.27
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2020) 80,159,662 ተቐመጥቲ
ባጤራ ዩሮ (€)
ዞባ ግዜ CET (UTC +1)
ኮድ ኣይሶ 276 / DEU / DE
ዓውዲ ኢንተርነት .de
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +49
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ GER ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ሕጊ

ጀርመን ብኣዝዩ ጸቡቕ ኣካያይዳ ዘለዎ፣ ንናእሽቱ መንእሰያት ኣብ ስራሕ ትምህርቶም ከድህቡ ዝጸቅጥ ተረርቲ ሕግታት ኣለዋ። ኣብ ጀርመን ሓደ ትሕቲ 18 ዓመት ከም መኪና፣ ኣሰንበድቲ ፊልምታት ወልፍታት ሽጋራ ናይ ሓንቲ ስድራ ምስካም`ውን ንትሕቲ ዕድመ ህጻናት ኣይፍቀድን እዩ.

Tags:

De-Bundesrepublik Deutschland.oggDe-Deutschland.oggርእሰ ከተማስዊዘርላንድበርሊንኔዘርላንድፈረንሳፖላንድ

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ሞሪታኒያቅዱስ ጊዮርጊስ ኤስ.ሲኲናት ናጽነት ኤርትራሊብያጋናቡርኪና ፋሶምስሪደቀምሓረጉግል ድራይቭትራያኑስኣመሪካሰሉሰኢመይልስነ-ኮኾብቶጎቋንቋ ኣምሓርኛታይዋንቋንቋ ሃገርሕርሻዓቢይ ጾምGrace Wanፈረንሳዓሳ ለግለግ🡆 More