ኮሎምብያ (ብስጳንኛ፦ Colombia)፣ ወግዓዊት ሪፓብሊክ ኮሎምብያ (ብስጳንኛ፦ República de Colombia)፣ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ደቡባዊ ኣመሪካ እትርከብ ምስ ባሕሪ ካሪበያ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ቦጎታ እያ።
ኮሎምብያ | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Libertad y orden | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ ¡Oh Gloria Inmarcesible! | ||||
ርእሰ ከተማ | ቦጎታ 4°36′35″ሰ 74°04′54″ምዕ / 4.60971, -74.08175 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ኮሎምብያዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
ሓጋጊ ኣካል | ጉባኤ ሪፓብሊክ ኮሎምብያ | |||
ናጽነት • ምእዋጅ • ምቕባል | ካብ ስጳኛ 20 ሓምለ 1810 (213 ዓመታት) 7 ነሓሰ 1819 (204 ዓመታት) | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 1,141,748 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 8.8 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2021) | 51,049,498 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ፔሶ ($) (COP) | |||
ዞባ ግዜ | UTC –5 | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .co | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +57 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | COL | |||
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ኮሎምብያ, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.