ሜክሲኮ (፣ ኣደማምጻ፦ /ሜሂኮ/ ( ስማዕ))፣ ወግዓዊ ሕቡራት መንግስታት ሜክሲኮ (፣ ኣደማምጻ፦ /ኤስታዶስ ኡኒዶስ ሜሂካኖስ/)፣ ኣብ ደቡባዊ ሰሜን ናይ ሰሜን ኣመሪካ ክፋል እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማ ከተማ ሜክሲኮ እያ።
ሜክሲኮ | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ La Patria Es Primero | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Himno Nacional Mexicano | ||||
ርእሰ ከተማ | ከተማ ሜክሲኮ 19°25′10″ሰ 99°08′44″ምዕ / 19.419444444444, -99.145555555556 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ሜክሲካዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
ሓጋጊ ኣካል | ጉባኤ ሕብረት | |||
ናጽነት • ምእዋጅ • ምቕባል | ካብ ስጳኛ 16 መስከረም 1810 (213 ዓመታት) 28 ታሕሳስ 1836 (187 ዓመታት) | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 1,972,550 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 2.5 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 128,649,565 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ፔሶ | |||
ዞባ ግዜ | UTC –8 ክሳብ UTC -5 | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .mx | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +52 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | MEX | |||
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ሜክሲኮ, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.