ቬኔዝዌላ: ኣብ ሰሜናዊ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር

ቬኔዝዌላ (ብስጳንኛ፦ Venezuela)፣ ብወግዒ ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ (ብስጳንኛ፦ República Bolivariana de Venezuela)፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ካራካስ እያ።

ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ
República Bolivariana de Venezuela
ኣባል ሃገር ሕብረት ሃገራት ደቡብ ኣመሪካ

ቬኔዝዌላ: ኣብ ሰሜናዊ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ቬኔዝዌላ: ኣብ ሰሜናዊ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር
ኣርማ

ሃገራዊ ጭርሖDios y Federación
(«ኣምላኽን ፈደረሽንን»)
ሃገራዊ መዝሙርGloria al Bravo Pueblo

ቬኔዝዌላ: ኣብ ሰሜናዊ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር

ርእሰ ከተማ ካራካስ
ቬኔዝዌላ: ኣብ ሰሜናዊ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር

10°30′00″ሰ 66°56′00″ምዕ / 10.5, -66.933333333333 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ
ዜግነት ህዝቢ ቬኔዝዌላዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ኒኮላስ ማዱሮ
(ብኸፊል ኣፍልጦ ረኺቡ)
ህዋን ጓይዶ
(ብኸፊል ኣፍልጦ ረኺቡ)
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ቬኔዝዌላ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ካብ ስጳኛ
 • ካብ ዓባይ ኮሎምብያ

5 ሓምለ 1811
13 ጥሪ 1830
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 3.2
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2022) 28,866,000 ተቐመጥቲ
ባጤራ ቦሊቫር (VES)
ዞባ ግዜ UTC -4
ኮድ ኣይሶ 862 / VEN / VE
ዓውዲ ኢንተርነት .ve
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +58
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ VEN ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ ስፍሓት መሬት ኣለዋ።

እቲ ሕጂ ቬኔዝዌላ ተባሂሉ ዝፍለጥ ግዝኣት ኣብ መንጎ ተቓውሞ ኣመሪንዳውያን ህዝብታት ብስጳኛ ብ1522 እያ ተገዚኣ።

Tags:

ርእሰ ከተማቋንቋ ስጳንኛካራካስደቡብ ኣመሪካ

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ንምዕባለ ቋንቋ ሽወደን ውላደይጋናፈረንሳቺታኣፍሪካን ትራይፓኖሶሚያሲስጆርጂያፖለቲካስነ ጥበብሴኔጋልዩትዩብኣቶማትሳምሰንግጆ ባይደንሮሜ ግዝኣትዩክሬንሩስያዚምባብዌሓጋጊ ኣካልሆንግ ኮንግባረንቱኣልባኒያቸንቾ ጌልትሸንሕቡራት ሃገራትዓዲ ቀይሕዊኪፐድያ ብትግርኛካሮቲግሪክዕስራን ሓሙሽተንደቡብ ኣፍሪቃኣምስተርዳምጋምቢያክርስትናኣልፋበት (ዋኒን)ገለ መግለጽታት ቃላትብራዚልስዑዲ ዓረብማዳጋስካርተርጓሚ ጉግልኮሎምብያሜክሲኮምጽዋዕኣርጀንቲናመሸኒ🡆 More