ፈረንሳ (፣ ኣደማምጻ፦ /ፍራንስ/ ( ስማዕ))፣ ብወግዒ ፈረንሳዊት ሪፓብሊክ ()፣ ዓይነት መንግስቲ ፍርቂ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ እያ፣ ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት፣ ስግረ ኣህጉራዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ፓሪስ እያ።
ፈረንሳዊት ሪፓብሊክ () | ||||
---|---|---|---|---|
ሃገር ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት | ||||
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Liberté, égalité, fraternité («ሓርነት፣ ማዕርነት፣ ሕውነት») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ La Marseillaise | ||||
ርእሰ ከተማ | ፓሪስ 48°51′24″ሰ 2°21′08″ምብ / 48.856666666667, 2.3522222222222 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ፈረንሳይኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ፈረንሳዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፍርቂ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ኤማንዌል ማክሮን | |||
• ቀዳማይ ሚኒስተር | ጂን ካስተክስ | |||
ሓጋጊ ኣካል | ፈረንሳዊ ፓርላማ | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 640,679 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 0.86 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2021) | 67,413,000 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ዩሮ (€) | |||
ዞባ ግዜ | UTC +1 | |||
• ኣብ ክረምቲ | UTC +2 | |||
ኮድ ኣይሶ | 250 / FRA / FR | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .fr | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +33 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | FRA | |||
ኣባልነት ኤውሮጳዊ ሕብረት፣ ው.ሕ.ሃ. | ||||
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ፈረንሳ, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.