ኢትዮጵያ: ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር

ኢትዮጵያ፣ ብወግዒ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ (ብኣምሓርኛ፦ የኢትዮጵያ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ)፣ ቀደም ኣቢሲንያ ተባሂላ እትፍለጥ ዝነበረት፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እትርከብ ብባሕሪ ዘይተዓጽወት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ፣ ከምኡ’ውን ዝዓበየትን ዝበዝሐ ህዝቢ ዘለዋን ከተማኣ ኣዲስ ኣበባ እያ። ብሰሜን ብኤርትራ፣ ብሰሜናዊ ምብራቕ ምስ ጅቡቲ፣ ብምብራቕ ብሶማልያ፣ ብደቡብ ብኬንያ፣ ብምዕራብ ድማ ብሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ትዳወብ።

ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ
የኢትዮጵያ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ  (ኣምሓርኛ)
ኣባል ሃገር ሕብረት ኣፍሪቃ

ኢትዮጵያ: ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ኢትዮጵያ: ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር
ሃገራዊ ኣርማ

ሃገራዊ ጭርሖየዜግነት ክብር
(«ናይ ዜግነት ክብሪ»)
ሃገራዊ መዝሙርወደፊት ገስግሺ፣ ውድ እናት ኢትዮጵያ

ኢትዮጵያ: ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር

ርእሰ ከተማ ኣዲስ ኣበባ
9°01′38″ሰ 38°44′13″ምብ / 9.0272222222222, 38.736944444444 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋታት ኣምሓርኛ፣ ኦሮሞ፣ ሶማሊ፣ ትግርኛን ዓፋርን
ዜግነት ህዝቢ ኢትዮጵያዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፈደራላዊት ፓርላማዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ሳህለ-ወርቅ ዘውደ
 • ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ
ሓጋጊ ኣካል Federal Parliamentary Assembly ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 1,104,300 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 0.7
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 117,876,227 ተቐመጥቲ
ባጤራ ብር (ETB)
ዞባ ግዜ UTC +3
ኮድ ኣይሶ 231 / ETH / ET
ዓውዲ ኢንተርነት .et
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +251
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ ETH ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

Tags:

ሱዳንሶማልያቋንቋ ኣምሓርኛኣዲስ ኣበባኤርትራኬንያ

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪታንዛኒያምጽዋዕሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃግሪክባንዴራ ኤርትራፓኪስታንብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚቶጎ1000ስነ ጥበብሺንዞ ኣቤ ተዅሲሚእቲቤኒንኔዘርላንድጀርመንኛ ፊደልጾመ ነነዌዞባ ወላይታታላሕክምናማርያም ዳግማዊት ንግስቲ ዓዲ እንግሊዝናይጂሪያሞንጎልያጂመይልቋንቋ ፓሽቶኣየናይ ኢዩ ቅኑዕ?ቲቪሽወደንሰሉሰፖላንድጥንሲትግራይትግርኛቬኔዝዌላዋርሳውኤርትራቋንቋ ትግርኛመጽሓፍ ቅዱስላሪ ሳንገርሩዋንዳኣፍሪቃብራዚልቦትስዋናቺሌስነ-ኮኾብሩስያኣብርሃም ኣፈወርቂፖሊስ🡆 More