ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ (ብሳንጎ፣ Ködörösêse tî Bêafrîka፤ ብፈረንሳይኛ፣ République centrafricaine፣ ወይ ብቐሊሉ ማእከላይ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ማእከላይ ኣፍሪቃ እትርከብ ብባሕሪ ዘይተዓጽወት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማን ዝበዝሐ ህዝቢ ዝነብረላን ከተማ ባንጊ እያ።
ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ () () | ||||
---|---|---|---|---|
ሃገር ኣባል ሕብረት ኣፍሪቃ | ||||
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Unité, Dignité, Travail (ፈረንሳይኛ፦ «ሓድነት፣ ክብረት፣ ስራሕ») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ La Renaissance (fr)/ E Zingo (sg) (ብፈረንሳይኛ፦ «ተሃድሶ»/ ብሳንጎ፦ «በጺሕና») | ||||
ርእሰ ከተማ | ባንጊ 4°22′24″ሰ 18°33′46″ምብ / 4.37325, 18.562833333333 | |||
ወግዓዊ ቋንቋታት | ሳንጎ፣ ፈረንሳይኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ማእከላይ ኣፍሪቃዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ፋውስቲን-ኣርቸንጅ ትዋደራ | |||
ሓጋጊ ኣካል | National Assembly | |||
ናጽነት | ካብ ፈረንሳ 13 ነሓሰ 1960 4 ታሕሳስ 1976 20 መስከረም 1979 | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 622,984 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 0 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2018) | 4,666,368 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ፍራንክ ሲ.ኤፍ.ኤ. ማእከላይ ኣፍሪቃ (XAF) ቢትኮይን (BTC፤ ካብ ሚያዝያ 2022) | |||
ዞባ ግዜ | UTC+1 | |||
ኮድ ኣይሶ | 140 / CAF / CF | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .cf | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +236 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | CAF | |||
ኣባልነት ው.ሕ.ሃ.፣ ሕ.ኣ.፣ ቁ.ገ.ማ.ማ.ኣ. | ||||
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.