ህንዲ፣ ወግዓዊት ሪፓብሊክ ህንዲ (ብሂንዲ፦ भारत गणराज्य፤ ብእንግሊዝኛ፦ Republic of India)፣ ኣብ ደቡብ ክፍለ ዓለም ኤስያ እትርከብ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ኒው ደልሂ እያ።
ሪፓብሊክ ህንዲ भारत गणराज्य Republic of India | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ সত্যম জয়তে | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ জণ গণ মন ሃገራዊ ደርፊ፦ বন্দে মাতরম | ||||
ርእሰ ከተማ | ኒው ደልሂ 28°36′50″ሰ 77°12′32″ምብ / 28.613888888889, 77.208888888889 | |||
ወግዓዊ ቋንቋታት | ሂንዲ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ህንዳዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፈደራላዊት ፓርላማዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ራም ናዝ ኮቪንድ | |||
ሓጋጊ ኣካል | Parliament of India | |||
መሰረት • ናጽነት • ሪፓብሊክ | ካብ ብሪጣንያ 26 ጥሪ 1950 | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 3,287,263 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 9.6 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2018) | 1,352,642,280 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ሩፒ ህንዲ (₹) (INR) | |||
ዞባ ግዜ | UTC +05:30 | |||
ኮድ ኣይሶ | 356 / IND / IN | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .in | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +91 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | IND | |||
ኣባልነት ው.ሕ.ሃ. | ||||
This article uses material from the Wikipedia ትግርኛ article ህንዲ, which is released under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 license ("CC BY-SA 3.0"); additional terms may apply (view authors). ትሕዝቶ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ CC BY-SA 4.0 ይርከብ እዩ፣ ካልእ እንተ ዘይተገልጸ። Images, videos and audio are available under their respective licenses.
®Wikipedia is a registered trademark of the Wiki Foundation, Inc. Wiki ትግርኛ (DUHOCTRUNGQUOC.VN) is an independent company and has no affiliation with Wiki Foundation.