ክሪስትያኖ ሮናልዶ

ክሪስትያኖ ሮናልዶ ዶስ ሳንቶስ ኣቫይሮ ( 5 ለካቲት 1985) ተጻዋቲ ናይ ሃገረ ፖርትጋል ህቡብ ተጻዋታይ ቦታ ጸጋም ቅድሚት ኢዩ። ኣብ 2018 ካብ ጋንታ ርያል ማድሪድ ናብ ጋንታ ጁቨንቱስ ግዒዙ። ቀዳመይቲ ጋንታታት ዝኣተወን ጋንታ፡ ስፖርቲን ሊሳቦንን፣ ማንቸስተር ዩናይትድን ይባሃላ። ክሳዕ 2013 ብዋጋ ዝኸበረ ተጻዋታይ ነይሩ። ኣብ 2015 ናይ ዓለምና ብጎ ልዝነፈዐ ናይ ቻምፕዮን-ሊግን አውሮጳ-ሊግን መዳልያን ና ይወርቂ ዋንጫን ተሰሊሙ ነይሩ። ናይ ርያል ማድሪድ ዝነፈዐ ብጎል ውን ንሱ ኢዩ ነይሩ።.

ክሪስትያኖ ሮናልዶ ኣብ ናይ ጋንትኡ ስእሊ
ክሪስትያኖ ሮናልዶ
ክሪስትያኖ ሮናልዶ
ሮናልዶ ኣብ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ 2006

Tags:

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ውድብ ጥዕና ዓለምባንኮ8ደጋጊንዳዕሳን ማሪዮቱሊፕሞሮኮኢመይልስነ-ኮኾብአልጀሪያቻይናውያንዊኪፐድያሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ሕብረት ሶቭየት።ኢሳይያስ ኣፈወርቂቁጽሪራሰል ዶሚኒክ ፒተርስኣይቮሪ ኮስትሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ህንዲሪፓብሊክኤውሮጳዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ቋንቋ ኣደ ፪፬፬፮ሕቡራት ሃገራትኤርትራታንዛኒያዞባ ደቡብሃንስ ማርቲን ሱተርማይስተርማድሪድሞሪታኒያታይዋንፊዚክስቻይናኣምስተርዳምጀርመንኣውቶቡስማዳጋስካርኣውስትራሊያሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃማላዊኣርጀንቲናኣፍሪካን ትራይፓኖሶሚያሲስዓሳ ለግለግ🡆 More