ብራዚል: ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር

ብራዚል ()፣ ብወግዒ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ብራዚል ()፣ ምብራቓዊ ፍርቂ ኣህጉርን ገለ ጉጅለታት ንኣሽቱ ደሴታት ኣብ ኣትላንቲክ ውቅያኖስን ዝሓቖፈት ኣብ ደቡብ ኣመሪካ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ብራዚልያ፣ ዝበዝሐ ህዝቢ ዘለዋ ከተማኣ ድማ ሳኦ ፓውሎ እያ። ኣብ ኣመሪካ ሳልሰይቲ ዝዓበየት ሃገር እያ። ልዕሊ 8.5 ሚልዮን ትርብዒት ኪ.ሜ.

ዝግመት ስፍሓት ዘለዋ ኮይና፣ ብጠቕላላ ስፍሓት (ማዕረ 50% መሬት ደቡብ ኣመሪካ) ኣብ ዓለም ሓሙሻይ ዝዓበየት ሃገር እያ።

ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ብራዚል
  ()

ብራዚል: ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ብራዚል: ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር
ኣርማ

ሃገራዊ ጭርሖOrdem e progresso
(ብፖርቱጊዝኛ፦ «ስርዓትን ምዕባለን»)
ሃገራዊ መዝሙርHino Nacional Brasileiro
(ብፖርቱጊዝኛ፦ «ብራዚላዊ ሃገራዊ መዝሙር»)

ብራዚል: ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር

ርእሰ ከተማ ብራዚልያ
ብራዚል: ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር

22°54′40″ደ 43°12′20″ምዕ / -22.911111111111, -43.205555555556 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ፖርቱጊዝኛ
ዜግነት ህዝቢ ብራዚላዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ልዊዝ ኢናስዮ ሉላ ዳ ሲልቫ
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ጉባኤ ብራዚል ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ምእዋጅ
 • ምቕባል
ካብ ፖርቱጋል
7 መስከረም 1822
29 ነሓሰ 1825
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 8,515,767 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 0,65
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2023) 218,689,757 ተቐመጥቲ
ባጤራ ብራዚላዊ ረያል (R$፣ BRL)
ዞባ ግዜ UTC -5 ክሳብ -2
ዓውዲ ኢንተርነት .br
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +55
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ BRA ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

Tags:

ደቡብ ኣመሪካ

🔥 Trending searches on Wiki ትግርኛ:

ምስልምናሓጋጊ ኣካልጥዕና ሳይንስሩስያናይ ኣውስትራሊያ ቀይሕ መስቀልፊዚክስሃገራዊ መዝሙርኣንበሳን ኣንጭዋንሮማንያዩጋንዳፉልካናዳጉግል ኤርዝጂቡቲመራኸቢሊብያሸውዓተብጫ ረስኒፖሊሽስይስቲሰርኮሲስ (Cysticercosis)ኢጣልያኣዲስ ኣበባ ስታድየምጆ ባይደንቲራናሻምብቖ እንቛቕሖናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣባል ሃገርበርሊንስነ ጥበብሓደሓሽራግሪክISO 3166-1ዲኔፕሮደቡብ ኣመሪካኣፍሪቃጆርጂያስጳኛ16ኣንጎላግብጺኮሮናቫይረስባምቡላፊልምቡርኪና ፋሶሕሙምኣርጀንቲናእንስሳኢሳይያስ ኣፈወርቂቦትስዋናኣዲስ ኣበባታሪኽክልል ትግራይፊንላንድ🡆 More